Fana: At a Speed of Life!

መበል 18 መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባት ህዝብታት ብዙሕነት ማዕርነት ንሃገራዊ ሓድነት ብዝብል መሪሕ ቃል ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባት ህዝብታት ብዙሕነት ማዕርነት ንሃገራዊ ሓድነት ብዝብል መሪሕ ቃል ክኽበር ኢዩ።

እቲ በዓል ብምትሕብባር ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ከምዝኽበር ተገሊፁ።

ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣገኘሁ ተሻገር፥ እቲ በዓል ሕብረ ብሄራዊ ሓድነትን ዝምድናን ህዝብታት ብምጥንኻር ኣብ ሕገ መንግስቲን ስርዓት ፌዴራልን ግንዛበ ኣብ ምፍጣር ልዑል ግደ ዘለዎ ኢዩ ኢሎም።

ንፍትሒ፣ ማዕርነት፣ ነፃነትን ህንፀት ዴሞክራሲያዊ ስርዓትን መሰረት ዝኾኑ ዘተታት ከምዝካየዱ እውን ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.