Fana: At a Speed of Life!

መበል 20 ዓመት ሕውነት ከተማ ኣዲስ ኣበባን ቹንቾን ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 20 ዓመት ሕውነት ከተማ ኣዲስ ኣበባን ቹንቾ ደቡብ ኮሪያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ።

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ከንቲባ ዮክ ቶንግ ሃን፣ ጉጅለ ልኡኽ ዲፕሎማሲ መናእሰይን ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ እቲ ስነስርዓት ተኸቢሩ።

ክልቲአን ኣሓት ከተማታት ኣብ ቀፃሊ ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእልወን ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ እቶም ከንቲባታት ኣሳሊጦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.