Fana: At a Speed of Life!

መድረኽ ዘተ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያዊ ማዕቐፍ ፖሊሲ ንምትእስሳር ኢንዱስትሪ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዓውዲ መፍረዪ ኢንዱስትሪ ንምድንፋዕ ኣብ ምትእስሳር እታወት ትኹረት ረገይሩ እናተሰርሐ ምዃኑ ተመልኪቱ።

እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፓናል ዘተ÷ ኣብ መፍረዪ ዘፈር ዝተሰርሑ ስራሕቲ ምትእስሳር እታወትን ብ ቀፃሊ ዝስርሑ ስራሕቲን ተገምጊሞም።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል፣ ሚኒስትር ዲኤታ ሕርሻ መለሰ መኮንን (ዶ/ር)ን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላት እናተሳተፉ ይርከቡ፡፡

ብለይኩን ኣለም

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.