Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ትምህርቲ 37 ሞተር ብሽክሌታታት ንክልል ጋምቤላ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ 37 ሞተር ብሽክሌታት ንክልል ጋምቤላ ሓገዝ ገይሩ።

መራሒ ፈፃሚ ስራሕ መደንፍዒ ትምህርቲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ቴዎድሮስ ሸዋረገጥ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ርኽክብ÷ እተን ሞተር ብሽክሌታት ንምምሕዳር ከተማ ጋምቤላን ኩለን ወረዳታትን ዞባታትን ዝተኸፋፈላ ከምዝኾና ብምግላፅ ንስራሕቲ ኽትትልን ቁፅፅርን ከምዝውዕላ ኣብሪሆም።

ካብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ሓገዝ ዝተረከቡ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ኣይተ ላክዴር ላክባክ ብግደኦም÷ እተን ሞተር ብሽክሌታት ኣብቲ ክልል ንዝርከባ ኩለን ዞባታት፣ ወረዳታትን ምምሕዳር ከተማ ጋምቤላን ዘረከቡ እንትኾኑ÷ ዓውዲ ትምህርቲ ኣብ ምስላጥ ዕዙዝ ረብሓ ከምዘለዎ ምግላፆም ካብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.