Fana: At a Speed of Life!

ምዝገባ መረፅቲ ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ 11 ከልላትን ክልተ ምምሕዳራት ከተማን ክሳለጥ ዝፀንሐ ምዝገባ መረፅቲ ሎሚ መዓልቲ ከምዝዛዘም ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኣፍሊጡ።

ስለዝኾነ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን፣  ክልል ዓፋር፣ ኣማራ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ሃረሪ ፣ ኦሮሚያ፣ ጋምቤላ፣ ደቡብ ብሔር ብሔረሰባትን ህዝብታትን፣ ሲዳማን ሶማሌን ስለዝኾነ

ካርድ ምርጫ ዘይወሰዱ ዜጋታት ሎሚ መዓልቲ ካርድ ንክወስዱ ፃውዒት ቀሪቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.