Fana: At a Speed of Life!

ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ድምፂ ወያነ እናተጠቐመሉ ዝነበረ ኣብ መቐለ ዝርከብ ስቲዲዩኡ ተቖፃፂሮምዎ

ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ድምፂ ወያነ እናተጠቐመሉ ዝነበረ ኣብ መቐለ ዝርከብ ስቲዲዩኡ ተቖፃፂሮምዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ድምፂ ወያነ እናተጠቐመሉ ዝነበረ ኣብ መቐለ ዝርከብ ስቲዲዩኡ ተቖፃፂሮምዎ።

እቲ ጁንታ ክጥቀመሉ ኣብ ዝፀንሐ ኣብ መቐለ ዝርከብ ስቲዲዮ ድወት ዝነበሩ ናውቲታት በቲ ጁንታ ጉድኣት ከምዝበፅሖምን ክዓንዉ ከምዝተበገረን እውን ተገሊፁ።

ኣብዚ ሐዚ እዋን እቲ ስቲዲዮ ሙሉእ ብሙሉእ ብሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ ኣሎ።

ስቲዲዮ ሬዲዮን ቴሌቪዥንን ድወት ንህዝቢ ንምድንጋር ዘኽእሉ ሓበሬታታት ክውዘዐሎምን ንፕሮፖጋንዳ ክጥቀመሉን ከምዝፀንሐ ኦቢኤን ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.