Fana: At a Speed of Life!

 “ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብናይ ትውልዲ ምቅብባል ዝመፅአ ትካል ኢዩ” ጀኔራል ኣበባው ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብናይ ትውልዲ ምቅብባል ዝመፅአ ትካል ኢዩ” ክብሉ ምክትል ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም።

መበል 88 ዓመት ናይ ምስረታ በዓል ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣካል ዝኾነ መድረኽ ፓናል ኣብ ቢሸፍቱ ኣብ ዝርከብ ክለብ መኮንናት እቲ ሓይሊ ኣየር ይሳለጥ ኣሎ።

ጀሜራል ኣበባው፥  ሰራዊት ምክልኻል ከም ሃገር ብናይ ትውልዲ ምቅብባል ዝመፅአ ትካል ኢዩ ኢሎም።

ዝኾነ ኣካል ዘፍርሶ ትካል ከምዘይኮነ እውን ኣገንዚቦም።

ሰራዊት ዝህነፅ ብፍቕሪ ሃገርን ወተሃደራዊ ሙያን ክእለትን እንበር ብግዚያዊ ስምዒት ዘይምዃኑ ኣረዲኦም።

እዚ በዓል እንትነኽብር እውን ሃገር ብናይ ትውልዲ ቅብብል ንምቕፃል ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.