Fana: At a Speed of Life!

ስነሰርዓት መጀመሪ ፕሮጀክት ዘይምእኹል ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ 500 ሚሊየን ዶላር፥ ስነሰርዓት መጀመሪ ፕሮጀክት ዘይምእኹል ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።

ብባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ፣ ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ንሽዱሽተ ዓማውቲ ዝትግበር ፕሮጀክት እንትኸውን፥ 3 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ጌታቸው ዋቄ፥ እቲ ፕሮጀክት ዝትግበር ንማሕበረሰብ ኣገልግሎት ውሽጢ ገዛ ከምኡውን ቀረብ ኤሌክትሪክ ማሕበራዊን ትካላት ንግዲን ንምምሕያሽ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብማህሌት ተኽለብርሃን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.