Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ናሌዲ ፓንዶር ዘቲዮም።

እቲ ዘተ፥ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ናብ ዝሓሸ ብርኪ ክብ ንምባል ዝዓለመ ከምዝኾነ የጨተገሊፁ።

ኢኮኖሚያዊን ንግዳዊን ርክብ ክብ ንምባል፣ ብጉዳያት ትምህርቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ንምትሕብባር ከምኡውን ኣብ ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ሓበራዊ ጉዳያት ልምዓት ንምውፋር ዘኽእል ዘተ ተገይሩ።

ድሕሪ እቲ ዘተ ኣብ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ፈልሲ ሓቢሮም ከምዝተኸሉ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.