Fana: At a Speed of Life!

ቀፃሊ እዋን ዝሓሸ ንምግባር ካርዲ ምርጫና ሒዝና መዓልቲ መውሃቢ ድምፂ ንፅበ ኣለና-ነበርቲ ወረዳ ሄበን ኣርሲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀፃሊ እዋን ዝሓሸ ንምግባር ካርዲ መርጫና ሒዝና መዓልቲ መውሃቢ ድምፂ ንፅበ ኣለና ክብሉ ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ኣሩሲ ወረዳ ሄበን ኣርሲ ገሊፆም።

ቅድሚ ኹሉ ሰላም ኣድላዪ እዩ ዝበሉ እቶም ነበርቲ፥ ድሕሪ ምርጫ ኩሉ ሰብ ንሰላም ዘብዒ ንክኸውን ፃውዒት ኣቕሪቦም።

እቲ ምርጫ ብሰላም ንክዛዘም ግደኦም ከምዝፃወቱ እውን ሓቢሮም።

ብምስክር ስናፍቅን ጥላሁን ይልማን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.