Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ኡመር ጌሌ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ኡመር ጌሌ ኣብ ከልቲኣዊ ጉዳያት ብስልኪ ተዛቲዮም።

ታሪኻዊ ዝምድና ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት በምድሃብ መልዛቦም ግዜኢ ፀብፂቡ።

ኣብ ክሊ ቀጣናዊ ጉዳያት አወን ዝተዛተዩ እንትኸወነ፥ ከልቲኣዊ ተረባሕነት ብዝሓለወ መልክዑ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ዘምድናታት ንምጥንኻር ምዝርራቦም ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.