Fana: At a Speed of Life!

በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል ጃን ሜዳ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ፣ ጎንደር፣ ሻሸመኔ፣ ባህርዳር፣ ሆሳእና፣ ደብረ ብርሃን፣ ነቀምቴ፣ ምንጃር፣ ኢንጅባራን ካልኦት ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወ መልክዑ እናተኸበረ ይርከብ።

በዓል ጥምቀት ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ናይ ኩለን ኣድባራት ታቦታት ካብ ድሮ እቲ በዓል ጀሚረን ናብ ዝተሰናድኡ ባሕረ ጥምቀታት ብምኻድ መዘምራን፣ ካህናት፣ ዲያቆናት፣ ምእመናንን ዕዱማትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓቱ ሓሊዩ ብድምቀት ዝኽበር በዓል ኢዩ።

ብቢቂላ ቱፋ፣ ኣበበ የሸዋልዑል፣ ብርሃኑ በጋሻውን ገላና ተስፋን

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.