Fana: At a Speed of Life!

ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 658 መምህራን ቅድመ ቀዳማይ ብርኪ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 658 መምህራን ቅድመ ቀዳማይ ብርኪ ኣመሪቑ።

እቶም ተመረቕቲ ኣብ ትካላት መሰልጠኒ መምህራን ደብረብርሃንን ኣሰላን ንክልተ ዓመታት ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።

ብስርዓተ ትምህርቲ ኣምሓርኛን ኣፋን ኦሮሞን ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.