Fana: At a Speed of Life!

ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ቻንስለር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ቻንስለር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንክኾኑ ሸይሞምዎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቲ ሹመት ዝሃብሉ፥ እቲ ዩንቨርስቲ ፈላማይ ብገዛእ ርእሱ ዝመሓደር ዩንቨርስቲ ብምዃን ንክጣየሽ ብኣዋጅ ምፅዳቑ ስዒቡ ከመዝኾነ ተገሊፁ።

ሓደሽቲ ኣባላት ኣመራርሓ ቦርድ ከመዝተሰየሙሉ እውን ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.