Fana: At a Speed of Life!

ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ከተማ ጅግጅጋ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምመሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር ናብ ከተማ ጅግጅጋ ኣትዩ።

እቲ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ጋራድ ዊልዋል እንትበፅሕ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኢብራሂም ዑስማንን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ኣቀባብላ ገይሮሙሉ።

እተን ከንቲባ ኣብ ክልል ሶማሌ ተረኺበን ዘለዋ፥ ኣብቲ ክልል ብድርቂ ዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ሓገዝ ንምግባርን ኣብቲ ጉዳይ ምስ መንግስቲ እቲ ክልል ንምዝታይን ከመዝኾነ ካብ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልል ሶማሌ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.