Fana: At a Speed of Life!

ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ።

ኣብቲ ዑደት፥ ምክትል ከንቲባ ጃንጥራር ኣባይን ካልኦት ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ተሳቲፎም።

ጎኒ ንጎኒ እቲ ዑደት፥ ብዘበናዊ ፕላንን ኣተገባብራን ከተማ፣ ሀንፀት መሰረተ ልምዓት፣ ኣጠቐቕማን ምምሕዳርን መሬት፣ ዘበናዊ ህንፀት ከተማ ብዝምልከት ምስ ኣመራርሓ ቢሮ ሃፍቲ ተፈጥሮን ፕላንን ከተማ ተዛቲዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.