Fana: At a Speed of Life!

ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ጎዴ ኡጋዝ ሚራድ ሌይሊ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዝርከብ ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ጎዴ ኡጋዝ ሚራድ ሌይሊ ፅባሕ ተመሪቑ ንግልጋሎት ክፍቲ ከምዝኸውን ተሓቢሩ፡፡

ርእሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ መሓመድ ሓዊሱ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰውን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ጎዴ ኡጋዝ ሚራድ ሌይሊ ዑደት ገይሮም፡፡

ህንፀቱ ዝተዛዘመ እቲ ተርሚናል ፅባሕ ተመሪቑ ንግልጋሎት ክፍቲ ከምዝኸውን መራኸቢ ሓፋሽ እቲ ክልል ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.