Fana: At a Speed of Life!

ንምዕሩይነት ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ዝኸውን ኣሰራርሓን ማዕቐፍ ሕግን ከምዝዳሎ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ከባቢ ቆላን ንምዕሩይነት ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ዝኸውን ኣሰራርሓን ማዕቐፍ ሕግን ከምዘዳሉ ተሓቢሩ።

እቲ ፕሮጀክት ካብ ትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም(ፋኦ) በዝተረኸበ ደገፍ ገንዘብ ዝትግበር ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣይሻ መሓመድ(ኢ/ር)፥ ኣብ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ፅገናን ህንፀት መሰረተ ልምዓታት መስኖ ፀገማት ከምዘለዉ ገሊፀን።

ካብ እቶም ዘለዉ ፀገማት፥ ኣብ ኣጠቓቕማ ቴክኖሎጂ፣ ውሱንነት ዓቕሚ፣ ማዕቐፍ ሕጊ፣ ፅርየትን ዝኣመሰሉን ብኣብነት ሓቢረን።

ምዕሩይነት ኣሰራርሓን ማዕቐፍ ሕግን ብዘይምህላዉ 75 ሚኢታዊ ፕሮጀክትታት መስኖ ብፀገም ፅርየት ዲዛይን ከምዝጓተቱ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.