Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኢንቨስትመንታት ይጉብንዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብውልቀ ኣልማዕቲ እናለምዑ ኣብ ዝርከቡ ኢንቨስትመንታት ዑደት የሳልጡ ኣለዉ።

እቶም ኣምባደራት ኣብ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጎልድ ኢንዱስትሪ መንደር ፌዳ ዋቅ ተዓዚቦም።

ኣብቲ ዑደት ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ (ዶ/ር)፣ ኣምባሳደር ባጫ ደበሌ፣ ኣምባሳደር ሌንጮ ባንቲ፣ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ሓዊሱ ካልኦት ዲፕሎማሰኛታት ተሳቲፎም።

ዕላማ እቲ ዑደት ድማ ፍሰት ቀጥተኛ ኢንቨስትመንት ንዝተረፈ ዓለም ምፍላጥ፣ ናይ ውሽጢ ሃገር ኣልማዕቲ ምስ ሰብ ሃፍቲ ዝተወከሉለን ሃገራት ምትእስሳርን ዲፕሎማሲ ኢንቨስትመንት ምጥንኻር ኢዩ ተባሂሉ፡፡

እቲ ዑደት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ።

ብኣፈወርቅ እያዩ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.