Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሱዳን ዝነበሩ 38 ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ንብዙሕ ዓማውቲ ዝነበሩ 138 ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ፌዴሪኢ ኣብ ሱዳን፣ ገዳሪፍ ኣፍሊጡ።

እቶም ስደተኛታት ካብ 15 ክሳብ 30 ዓመት ኣብታ ሃገር ዝተቐመጡ ከምዝኾኑ ተገሉፁ።

ኣብ ኣሜሪካ ምስ ዝርከብ ማሕበር ግፋን፣ ፖሊስ ሱዳን፣ ኢሚግሬሽን፣ ጉምሩክን ቤት ዕዮ መረብ ድሕንነትን ብምትሕብባር እዮም እቶም ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ኣብ ሱዳን ብምኽኒያት ዝተፈጠረ ናህሪ ናብራን ካልኦት ምኽኒያታትን ኢዮም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.