Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሓደ ፀሓይ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ  500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ኣብ ዞባ ካፋ ወረዳ ጊምቦ ጣቢያ ሃመኒ ተጀሚሩ።

እቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ነጋሽ ዋጌሾ(ዶ/ር ኢ/ር) ዘጀመርዎ እንትኾኑ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን፣ ሰራሕተኛታት ዝተፈላለያ ትካላት መንግስቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ተረኺቦም።

ኣብቲ ክልል ኣብ ሓደ ፀሓይ ልዕሊ 20 ሚሊየን ፈልስታት ዝትከሉ እንትኾኑ፥ ልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዜጋታት ክሳተፉ ኢዮም ተባሂሉ።

ብተስፋየ ምሬሳ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.