Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወረዳ ጃናሞራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዚባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ጃናሞራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።

እቲ ሓደጋ ካብ ደባርቕ ናብ ጃናሞራ 225 ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒን ልዕሊ 16 ኣሳፊራ እትጓዓዝ ዝነበረት ተሽከርካሪት ካብ መገዲ ኣግሊሳ ብምግልባጣ ኢዩ እቲ ሓደጋ ኣጋጢሙ።

በቲ ሓደጋ ክሳብ ሐዚ 9 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሓላፊ ኮሚኒኬሽን እቲ ወረዳ ኣይተ ገንታው ማሩ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ተዛሪቦም።

ኣብ ልዕሊ 4 ሰባት እውን ከቢድ ጉድኣት ኣካል ከምዘጋጠመ ተገሊፁ።

ብመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.