Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጉዳያት ድህረ ጎንፂ ዘድሃበ ዘተ ሙሁራን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳያት ድህረ ጎንፂ ዘድሃበ ዘተ ሙሁራን ይካየድ ኣሎ።

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣብ ዘሰናደኦ መድረኽ ዘተ ድሕሪ ጎንፂ ዝህልዉ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ስነ-ልቦናዊ ጉዳያት ትኹረት ብምግባር ብዝቐረቡ ፅሑፋት ሙሁራት እናተዛተዩሎም ይርከቡ።

ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃና፥ እቲ ዩኒቨርሲቲ ዓወታት እናመዝገበ ከምዝኾን ኣብ እዋናዊ ኩነታት እውን ብፅቱ ንምውፃእ እናሰርሐ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡

እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ዘተ፥ ሙሁራን እቲ ዩኒቨርሲቲ፣ መምህራን ሓዊሱ ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽ እናተሳተፉ ይርከቡ ክብል ኣዲስ ሚዲያ ኔትዎርክ ፀብፂቡ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.