Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተቓለሱ ዝተሰውኡ መናእሰይ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተቓለሱ ዝተሰውኡ መናእሰይ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ተኻይዱ።

ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ከተማ ደባርቕ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ስነ-ስርዓት ቀብሪ፥ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ስርራ ስዉኣትን ነበርቲ እቲ ከባቢን ተረኺቦም።

እቶም መናእሰይ ዝተማልአ ዕጥቂ እንተይሓዙ ምስ ጉጅለ ትህነግ ክሳድ ንኽድ ተሓናኒቖም ብጅግንነት ዝተሰውኡ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።

ብመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.