Fana: At a Speed of Life!

ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ህንፀት ዓቕሚ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተባባዕ ኢዩ- ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ህንፀት ዓቕሚ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተባባዕ ኢዩ ክብሉ ኣፈ-ጉባኤ እቲ ባይቶ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንባጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ዝሰርሖም ቅድመ ምድላው ገምጊሙ።

ቤት ፅሕፈት እቲ ባይቶ ኣብ ቅድመ መድላው ስራሕቲ ኣብ ስራሕቲ ህንፀት ዓቕሚ ኣብ ምምሕያሽ ኣሰራርሓ ዘለዎ ኣፈፃፅማ ዝተባባዕ ከምዝኾነ እቶም ኣፈጉባኤ ገሊፆም።

ዝተረፉ ስራሕቲ በህፁፅ ንምፍፃም ርብርብ ምግባር ከምዝግባእ ምትሕስሳቦም ኣብቲ ቤት ምኽሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.