Fana: At a Speed of Life!

ኣፕል ሓደሽቲ ኣይፓድን ኮምፒውተራት ላፕቶፕን ናብ ዕዳጋ ከቕርብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ኣፕል ሓደሽቲ ኣይፓድን ኮምፒውተራት ላፕቶፕን ናብ ዕዳጋ ከቕርብ ኢዩ።

እቶም ሓደሽቲ ፍሪያታት እቲ ኩባኒያ ዘጋጠሞ ምዝሕሓል ዕዳጋ ኣብ ምቅራፍ ልዑል ግደ ዝህልዎም አንትኾኑ፥ ኣብ ቀፃሊ ወርሒ መጋቢት ናብ ዕዳጋ ከምዝቐርቡ ተገሊፁ።

ቅድም ኢሎም ኣብ ዕዳጋ ዝነበሩ ፍሪያታት ኣይፓድ ኤር፣ ኣይፓድ ፕሮን ላፕቶፓት ማክቡክ ኤርን በቲ ሓዱሽ ሞዴል ክትክኡ ኢዮም ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.