Fana: At a Speed of Life!

ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ እተህንፆ ፍሉይ ሆስፒታል ሕክምና ኩላሊት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ እተህንፆ ፍሉይ ሆስፒታል ሕክምና ኩላሊት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ።

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ፈይሰል ኣልይ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ኳታር ኸሊፋ ብን ጃስም ኣልከዋሪ ዘቲዮም።

ኣብ ማዕቐፍ ክልቲኣዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ኳታርን ምልዛቦም ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ እተህንፆ ፍሉይ ሆስፒታል ሕክምና ኩላሊትን ካልኦት ዛዕባታት ልምዓትን ዝጠመተ ዘተ ከምዝተገበረ ኣብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.