Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜ ተዛትየን።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ትማሊ ዕለት ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣምሪሐን ኢየን።

ኣብፃንሒተን ድማ ምስ ፕዚዳንት ኣታ ሃገር ፖል ካጋሜ ተራኺበን ኣብ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣድሂበን ምዝታየን ካብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፅ ፐወሬዚዳንት ፖልካጋሜ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እተን ፕዚዳንት ቅድም ክብል ምስ ፕሬዚዳንት ኬንያ እሁሩ ኬንያታን ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቪኒን ተራኺበን ምዝታየን ይዝከር።

ኣብቲ እዋን ድማ ኣብ ርክብ እተን ሃገራትን ኣብ ክሊ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ድርድርን ኣድሂበን ተዛትየን ኢየን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.