Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2020

ኣሜሪካ ካብ ብራዚል ዝመፅኡ መንገደኛታት ከየኣትዉ ማዕቐብ ኣንቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋሽንግተን ካብ ብራዚል ናብ አሜሪካ ኣብ ዝኣትዉ ናይ መፃኢ ሃገር ተጓዓዝቲ ማዕቐብ ኣንቢራ። እቲ ማዕቐብ ንዜጋታት ኣሜሪካ ዘየካትት እንትኸውን፥ ንዘሓለፉ 14 መዓልቲታት ኣብ ብራዚል ፀኒሖም ናብ ኣሜሪካ ንዝኣትዉ ዜጋታት ወፃኢ ዝተነበረ ኢዩ…

ኣብ ሆስፒታል ኤካ ኮተቤ ብኮቪድ-19 ዝተለኸፈት ተሓካሚት ኣደ ካፍቲ ቫይረስ ናፃ ዝኾነ ህፃን ተገላጊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምርምራ ላቦራቶሪ ቫይረስ ኮሮና ተረኺቡዋ ኣብ ማእኸል ፈሊኻ መሐከሚ ሆስፒታል ኤካ ኮተቤ ክትትል ሕክምና እናተገበረላ ትርከብ ጓል 34 ዓመት ኣደ ካፍቲ ቫይረስ ናፃ ዝኾነ 3 ነጥቢ 1 ኪሎ ግራም ክብደት ዘለዎ ህፃን ብመጥባሕቲ ተገላጊላ። ካፍቲ…

መዓልቲ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በቢዓመቱ ከም ኣቆፃፅራ መዓልቲ ኣውሮፓውያን 25 ጉንበት ዝኽበር መዓልቲ ኣፍሪካውያን ሎሚ መዓልቲ እውን ኣብ መላእ እታ ኣህጉር ይኽበር ኣሎ። ቅድሚ ሕዚ ብኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ብዝተፈላለየ ኩነታት እናተኸበረ ዝመፅአ እቲ በዓል፥…

ወረዳ ኣስገደ ማእኸሉ ከተማ ማይ ሓንሰ ንክኸውን ብሙሁራት ዝተፀንዐ መፅናዕቲ ክትግበር ይግባእ – ነበርቲ ከተማ ማይ ሓንሰን ከባቢኣን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማእኸል ወረዳ ኣስገደ ከተማ ማይ ሓንሰ ንክኸውን ብሙሁራት ዝተፀንዐ መፅናዕቲ ክትግበር ከምዘይከኣለ ነበርቲ ከተማ ማይ ሓንሰን ከባቢኣን መረረቶም ገሊፆም። እቶም ነበርቲ ሕቶና ይመለሰልና ብዝብል መስመር መገዲ ሽረ - ደደቢት - ወልቃይት ብምዕፃው…

ኣብ ኣፍሪካ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት ካብ 100 ሽሕ ዛዪዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ከም ዝተለኽፉ ዝተረጋፀ ሰባት 103 ሺሕን 875 በፂሑ። ካብዚኦም እቶም 3 ሺሕን 184 ከም ዝሞቱ ፀብፃባት ዩኒቨርስቲ ጆንስ ሆፕኪንስ ይገልፅ። ልዕሊ 20 ሺሕ ሰባት በቲ ቫይረስ ዝተለኽፍዋ ደቡብ ኣፍሪካ…

ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝገብርኡ ድርድር ንምቕፃል ምስምዕምዐን ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማሃማት ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝገብርኡ ድርድር ንምቕፃል ምስምዕምዐን ንኢዶም። እተን ሃገራት ድርድር ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ኣብዚ ሰሙን ዝሓዝኡ ቅዋም ብምንኣድ፥ ሰለስቲኣዊ…

ዶክተር ደብረፂዮን መበል 1441 ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል መበል 1441 ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም። እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣብ…

ኣብ ፓኪስታን ተጓዓዝቲ ዘሳፈረት ነፋሪት ተሓምሽሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፓኪስታን 99 ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዓዘት ዝነበረት ነፋሪት ብምሕምሻሻ ብዙሓት ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ ክኾን ከም ዝኽእል ተገሊፁ። እታ ካብ ላሆረ ናብ ጂናህ ዝተበሃለ ቦታ ተበጊሳ ናብ ጂናህ ትጓዓዝ ዝነበረት ዋንነታ ናይ መንገዲ ኣየር ፓኪስታን…

ኣብ ስሩዕ 24 ሰዓት መዓልታዊ መግለፂ ካብ ዝተውሃበ ሓበሬታ ብተወሳኺ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ 4 ተወሰኽቲ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስሩዕ 24 ሰዓታት ካብ ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ ብተወሳኺ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣርባዕተ ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብቲ ክልል ኣብ 41 ሰባት ብዝተገበራ ምርመራ ላቦራቶሪ…

ፖለቲካዊ ልዝብ ኢትዮ ቱርኪ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ፖለቲካዊ መድረኽ ዘተ ኢትዮ-ቱርኪ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። ልኡኽ ኢትዮጵያ ብሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ዝተመርሕ እንትኸውን፥ ልኡኽ ቱርኪ ድማ ብሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሴዳት ኦና ተመሪሑ።…