Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2020

ደቡብ ኮሪያ ንኢትዮጵያ 16 ሺሕ ቶን ሩዝ ብመልክዕ ሓገዝ ለጊሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርሃ ግብሪ ደገፍ ምግቢ ዶብ ተሻጋሪ ደቡብ ኮሪያ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ንኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን 50 ሺሕ ቶን ሩዝ ብመልክዕ ሓገዝ ከምዝለገሰ ሚኒስቴር ሕርሻ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ 19 ሺሕ ቶን ንየመን፣ 16 ሺሕ ቶን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድንጋገ ህፁፅ ኣዋጅ ጥሒሶም ዝተብሃሉ ልዕሊ 8 ሺሕን 880 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ዉዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓሰርትኤን ክፍለ ከተማታት ብዝገበሮ ሃንደበታዊ ቁፅፅር ድንጋገ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ጥሒሶም ኢዮም ኣብ ልዐሊ ዝበሎም 1 ሸሕን 887 ውልቀ ሰባት ምርመራ ምጅማሩ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ብብርኪ ሃገር ዝተኣወጀ ህፁፅ ግዜ…

ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ምክልኻል ቫይረስኮሮና ዝውዕል ናውቲ ሕክምና ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈንድ ልምዓት መንግስቲ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ምክልኻል ቫይረስኮሮና ዝውዕል ናውቲ ሕክምና ሓገዝ ገይሩ። እቶም ናውቲ ሕክምና 9 ቶን ክብደት ዘለዎም እንትኾኑ፥ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ዓሊሙ ንዝገብሮ ምንቅስቓስ ዝሕግዝ…

ውድብ ጥዕና ዓለም ንሕሙማት ኮቪድ-19 ብፈውሲ ዓሶ ንምሕካም ዝገብሮ ዝነበረ ፈተነ ጠጠው ኣቢልዎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ንሕሙማት ኮቪድ-19 ብፈውሲ ዓሶ“ሃይድሮክሲክሎሮኲን” ምሕካም ዝገብሮ ዝነበረ ፈተነ ብሰንኪ ናይ ውሕስነት ከምዝቋረፆ ሓቢሩ። ብዙሓት ሃገራት’ውን ንግዚኡ ነቲ ዝግበር ዝነበረ መርመራ ኣቋሪፀንኡ ኣለዋ ተባሂሉ። ዝሓለፈ ሰሙን…

ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ካብ ሓረስቶት ተወሲዱ ዝነበረ 460 ሺሕ ካሬ ሚትሮ ቦታ ነቶም ሓረስቶት ተመሊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ካብ ሓረስቶት ተወሲዱ ዝነበረ 460 ሺሕ ካሬ ሚትሮ ቦታ ነቶም ሓረስቶት ንኽምለስ ከምተገበረ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ገባራት ዝተወሰደ መሬት ሃገራዊ ግልጋሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምስ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ሃገራዊ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ኣብ ዘላቒ ምዓት ምውዓል ከምዝግባእ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ኣብ ዘላቒ ምዓት ምውዓል ከምዝግባእ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሃገራዊ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ኣብ ዘላቒ ምዓት ምውዓል ንሃገራ ምዕባለ ከምዝሕግዝ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ…

ኣብ ደምቢን መምርሒታትን ኣወጅ ህፁፅ እዋን ዝረኣዩ ክፍተታት ንምምሕያሽ ዘኽእል ንኣመራርሓታት ፖሊስ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮናስ ንምክልኻል ዝተደንገገ ደምቢን መምርሒታትን ኣወጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ኣፈፃፅምኡ ዝረኣዩ ክፍተታት ንምምሕያሽ ዘኽእል ንኣመራርሓታት ፖሊስ ስልጠና እናተውሃበ ምዃኑ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌደራል ኣፍሊጡ። ላዕለዋይ ዓቃቢት ሕጊ…

ክብደት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ኣብ ግምት ዘእተወ ናይ ጥንቃቐ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ – ምክትል ቀ/ሚ ደመቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ኣተሓሳሳቢ እናኾነ ምምፅኡ ኣብ ግምት ዘእተወ ናይ ጥንቃቐ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣተሓሳሲቦም። ኮሚቴ ሚኒስትራት ምስ ኣማኻሪ ግብረ ሓይሊ ኮቪድ-19 ኣብ እዋናዊ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ 73 ተወሰኽቲ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 2 ሺሕን 844 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 73 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ በዝሒ በቲ ቫይረስ…

ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ሃገራት ኣውሮፓን ኣሜሪካን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ምስ ሚኒስቴር ማይ ፣ መስኖን ኢነርጅን ብምትሕብባር መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ሃገራት ኣውሮፓን ኣሜሪካን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘድሃበ ገለፃ ገይሮም። እቲ ገለፃ ብሚኒስቴር ጉዳያት…