Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2020

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ካብ 51 ሺሕ ዛይዶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 21 ሺሕን 499 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 468 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…

ስነ-ርዓት ቀብሪ ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ ኣብ መቐለ ቤተክርስትያን ማርያም ፅዮን ተፈፂሙ

አዲስ አበባ ፣ ነሀሴ 24 ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ-ርዓት ቀብሪ ነብስሄር ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ ሎሚመዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ መቐለ ዓዲ ሹምድሑን ኣብ ዝርከብ ቤተክርስትያን ማርያም ፅዮን ተፈፂሙ። ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ በዓል ሓዳርን ኣቦ ሓደ ቆልዓን ዝነበረ እንትኸውን፤ ብዝሓደሮ ሃንደበታዊ ሕማም…

ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂበን። ብመሰረት እዚ፦ ኣየተ መለሰ ኣለሙ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ኤፍሬም ግዛው ብብርኪ…

ኣብ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ 20/80ን 40/60 ተመዝጊቦም ገዛ ዘይበፅሖም ነበርቲ ተወዲቦም ናይ ሓባር ገዛ ምህናፅ ዝኽእሉሉ ኣማራፂ ውሳነ ሓሳብ…

አዲስ አበባ ፣ ነሀሴ 24 ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምንካይ ኣብ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ 20/80ን 40/60 ተመዝጊቦም ገዛ ዘይበፅሖም ነበርቲ ተወዲቦም ናይ ሓባር ገዛ ምህናፅ ዝኽእሉሉ መፍትሒ ሓሳብ ኣመሓላሊፉ። ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ…

ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ሃገር ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምህንድስናን ሕክምናን ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ሃገር ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምህንድስናን ሕክምናን ብስሩዕ ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 502 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብዝተፈላለዩ ብዓውዲታት ምህንድስናን ጥዕናን ብቀዳማይ ዲግሪ፣ ብካልኣይን ዲግሪን ቲቪኢቲን ዘሰልጠኖም ተምሃሮ…

ኣብ መላእ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሳባት ቁፅሮም ካብ 25 ሚሊየን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሳባት ቁፅሮም ካብ 25 ሚሊየን ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ኣብ ሓፂር እዋን ናብ መላኣ ዓለም ዝተላበደ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ኣብ ቻይና ከተማ ሁዋን ከምዝተወለዐ ዝፍለጥ እንትኸውን፥ በቲ ቫይረስ ዝተሓዙን ህይወቶም…

ጋዜጠኛ ፍቅሩ ወልዱ ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ሕማም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛ ፍቅሩ ወልዱ ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ሕማም መንሽሮ/ካንሰር ደም ካብዚ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ብሞት ተፈሊዩ። ጋዜጠኛ ድምፂ ወያነ ትግራይ ዝነበረ ፍቕሩ ወልዱ፥ እቲ ሕማም ምስ በርትዖ ካብ ላዕለዋይ ሕክምና ዓይደር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዝርከብ…

ትግራይ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ እትመሃሩላ ጥራሕ ዘይኮነትስ ኩሉ ጊዜ እትመላለሱላ ገዛኹም ንኽትከውን ኣጠናኺርና ክንሰርሕ ኢና-ዶ/ር ደብረፂዮን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ መቐለ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 4 ሺሕን 200 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቲ ዩንቨርስቲ ንመበል 28 ዙር ኣብ ዘካየዶ ስነ ሰርዓት ምረቓ ተምሃሮ ካብ ቀዳማይ ዲግሪ ክሳብ ፒ ኤች ዲ ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ኢዮም።…

በዓል ዓይኒ ዋሪ “ኮሮና እናተኸላኸልና ዓይኒ ዋሪ ኣብ ገዛና” ብዝብል መሪሕ ቃል ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓይኒ ዋሪ፥ ካብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ማእኸላይ ዞባ ዝመፅኣ ጎራዙ ሓዊሱ ደቂ ኣንስትዮ ከተማ ኣኽሱም ደሚቐን ዝውዕላሉን ባህለን ዝዕቅባሉን ብዓል’ዩ። ብምዃኑ “እንኳዕ ንበዓል ዓይኒ ዋሪ ብሰላም ኣብፀሐክን ኣብፀሐና” ዝበለ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ…

ፊልድ ሆስፒታል ኮቪድ-19 ኣዲስ ኣበባ 5 ጳጉሜን ዕላዊ ስርሑ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ቡልቡላ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፀ ፊልድ ሆስፒታል ቫይረስኮሮና  5 ጳጉሜን 2012 ዓ.ም ዕላዊ ስርሑ ክጅምር ኢዩ ተባሂሉ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ብምዃን ሎሚ…