Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2021

306 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)306 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ…

ኢትዮጵያ 300 ሺሕ ሲኖፋርማ ክታበት ኮቪድ 19 ካብ ቻይና ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ 300 ሺሕ ሲኖፋርማ ክታበት ኮቪድ 19 ካብ መንግስቲ ቻይና ተረኪባ። ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣሆ ዢያን፥ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ኣብ ዝተጠቕዓትሉ እዋን ቻይና ሕውነታዊ ደገፋ ዘረጋገፀት ፅንዕቲ ሃገር ኢያ ኢሎም። ኣብ ቀፃሊ…

ኣብ ሳንፍራንሲስኮ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሳንፍራንሲስኮ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ሰልፊ ኣካይዶም ። እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ጁንታ ህወሓት ዝፈፀሞ ክሕደት ሃገርን ናይ ሕሶት ፕሮፖጋንዳን ዝዝርግሑ ሚዲያታት ዝኹንን ሰልፊ እዮም ኣካይዶም።…

ልዕሊ 37 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ መድሕን ጥዕና ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ 37 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ማሕበረሰባዊ መድሕን ጥዕና ከምዝኾኑ ኤጀንሲ መድሕን ጥዕና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቁፅሪ ምስዝሓለፈ ዓመት እንትነፃፀር ናይ 5 ሚሊየን ወሰኽ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ካብዚ ውሽጢ እቶም 7 ሚሊየንን 32 ሺሕን…

ኳታር ኣብ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘድሃበ ልዝብ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኳታር ኣብ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘድሃበ ልዝብ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ይካየድ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣብ ዲሃ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኮን ምስ ዝተብሃለ ትካል ኣማኻሪ ስራሕቲ ቢዝነስ ብምትሕብባር ዝተዳለወ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ዘተ ብቐንዱ ትክብ…

ደራሲን ተርጓሚን ኣማረ ማሞ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ 20 መፃሕፍቲ ንአዳንባብያን ዘበርከቱን ደራሲን ተርጓሚን ኣማረ ማሞ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ኣባል ክብሪ ዕድመ ልክዕ ማሕበር ደራሲያን ኢትዮጵያ ደራሲን ተርጓሚን ኣማረ ማሞ ብዝሓደሮም ሕማም ክትትል ሕክምና እናገበሩ ድሕሪ ምፅናሕ ሎሚ…

ኢትዮጵያ 300 ሺሕ ፍርያት ሲኖፋርም ክታበታት ኮቪድ19 ፅባሕ ክትርከብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ 300 ሺሕ ኣብ ቻይና ዝተዳለወ ፍርያት ሲኖፋርም ክታበታት ኮቪድ19 ፅባሕ ከምትርከብ ተገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ፍልፍል ብምግባር ግዜኢ ከምዝፀብፀቦ፥ ኣብ ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ብዝተገበረ ሓገዝ ኢትዮጵያ…

ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል 6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰላማዊ ንምግባር ዝተዋደደ ስራሕ ምጅማሩ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል 6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰላማዊ ንምግባር ዝተዋደደ ስራሕ ምጅማሩ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ምስ ኮሚሽነራት ፖሊስ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣካይዱ። ኣብዘቲ ኣኼባ ድማ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰላማዊ ንምግባር…

ማይ ግድብ ህዳሰ ዝዓርፈሉ ካልኣይ ዙር 4 ሺሕን 854 ሄክታር ምንጠራ ደኒ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ማይ ዘዓርፈሉ ቦታ ካልኣይ ዙር 4 ሺሕን 854 ሄክታር ምንጠራ ደኒ ከምዝካየድ ኤጀንሲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ቴክኒክን ሞያን ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ኣሽር ኣብዱራሂም፥…

ኣብ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ልዕሊ ፍርቂ ዝኾኑ ተምሃሮ ልዕሊ 350 ነጥቢ ኣምፂኦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2012 ዓ.ም ልዕሊ ፍርቂ ዝኾኑ ተምሃሮ ልዕሊ 350 ነጥቢ ከምዘምፅኡ ተገሊፁ። ኤጀንሲ ሃገር ለኸ ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ፥ ውፅት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ኣመልኪቱ ንጋዜጠኛታት መግለፂ ሂቡ። ዋና…