ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ ምስ ላዕለዋይ ተፀዋዒ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ምብራቕ ኣፍሪካ ውሕመ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ላዕለዋይ ተፀዋዒ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ምብራቕ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ማርሴል ኣክፖቮን ተዛቲዮም። ኢትዮጵያ ኣብ ሓለዋ ሰብኣዊ መሰል ብእትገብሮ…
ስፓርት ጋንታ ፋሲል ከነማ ዓወት ብምምዝጋብ ናብ ሻምፒዮና ትገብሮ ጉዕዞ ኣጠናኺራ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀዋታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ዓወት ብምምዝጋብ ናብ ሻምፒዮና ትገብሮ ጉዕዞ ኣጠናኺራ፡፡ እታ ጋንታ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየደቶ ፀወታ ንጋንታ ኣዳማ ከተማ ብምስዓር 2 ን1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕዉት ስራሕ ቅየራ ኖት ብር ከምዝተኻየደ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዕዉት ስራሕ ቅየራ ኖት ብር ከምዝተኻየደ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ከይዲ ምቕያር ብር ብዕዉት ምዝዛሙ ስዒቡ፥ ዕዉት ምቕያር ኖት ብር ንኽካየድ ሓገዝ ንዝገበሩ ኣካላት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦምን ምስጋናን የካይድ ኣሎ። እቲ ምቕያር…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ካብ ዓውዲ ማሪታይም ክትረኽቦ ዝግባኣ ከምዘይትረክብ ዘላ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ለዕሊ 90 ሚኢታዊ ሰደድ ንግዲ ወፃኢ ብዓውዲ ማሪታይም እተሳልጥ ኢትዮጵያ ካብቲ ዓውዲ ክትረኽቦ ዝግባኣ ከምዘይትረክብ ዘላ ተገሊፁ። በዓል መዚ ጉዳይ ማሪታይም ኢትዮጵያ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብምትሕብባር ኣብ ብሉ ኢኮኖሚ ስትራቴጂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንማሕበር ገባሪ ሰናይ ሙዳይን ማእኸል ትኹት ህፃናትን ደቂ ኣንስትዮን ሓገዝ ገንዘብን ኣቑሑትን ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንማሕበር ገባሪ ሰናይ ሙዳይን ማእኸል ትኹት ህፃናትን ደቂ ኣንስትዮን ሓገዝ ገንዘብን ኣቑሑትን ገይሩ። እቲ ምምሕዳር ከተማ ንማሕበር ትኹረት ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ብር 200 ሺሕ ዝግመት ብዓይነት ገንዘባዊ ሓገዝን…
ስፓርት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንዋንጫ ኣፍሪካ ንዝሓለፉ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ 6 ሚሊየን ብር ህያብ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ድሕሪ 8 ዓማውቲ ንዋንጫ ኣፍሪካ ንዝሓለፉ ኣባላት ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ 6 ሚሊየን ብር ህያብ ሂቡ። ብተወሳኺ እቲ ኮሚቴ መዛዘሚ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ንክኸውን…
ዝንቕ ፋና ን32 ዓማውቲ ንብሕቶም ኣብ ደሴት መኒኖም ዝነበሩ ሽማግለ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንልዕሊ ሰለሳ ዓመታት ኣብ ሓንቲ ናይ ጣልያን ደሴት ንበይኖም ዝነብሩ ዝነበሩ ሽማግለ ካብታ ደሴት ተባሪሮም። ወዲ 81 ዓመት ማውሮ ሞራንዲ ብ1989 እዮም ቡዴሊ ናብ እትበሃል ደሴት ኣምሪሖም። ኣብኡ ድማ ንኣስታት 32 ዓመታት ንበይኖም ኣብታ…
ቢዝነስ ጣና በለስ ቁፅሪ ሓደ ፋብሪካ ሽኮር ኣብ ቀፃሊ ወርሒ ፈተነ ፈሪያቱ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣና በለስ ቁፅሪ ሓደ ፋብሪካ ሽኮር ኣብ ቀፃሊ ወርሒ ፈተነ ፈሪያቱ ክጅምር ኢዩ ተባሂሉ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፋብሪካ ኣይተ ኣንተነህ ኣሰጌ፥ ብሰንኪ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮናን ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢን ሀንፀቱ ከምዝተጓተተ ብምግላፅ እቲ ፋብሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ትሑት ብርኪ መነባብሮ ንዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ንበዓል ዝኸውን ሓገዝ እኽሊ ገይረን Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣቢሉ ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ዝተረኸበ ሓገዝ ገንዘብ ኣብ ትሕቲ ትካል ደቂ ኣንስትዮ ራስ ኣገዝ ንዝርከባን ኣብ ትሑት ብርኪ መነባብሮ ንዝርከባ 2 ሺሕን 400 ደቂ ኣንስትዮ ንበዓል ዝኸውን ሓገዝ እኽሊ ገይረን። እቲ…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 212 ነጥቢ 4 ቢሊየን ኣታዊ ምእካብ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 212 ነጥቢ 4 ቢሊየን ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ገሊፆም። እቲ ምኒኒስቴር፥ ኣብ በጀት ዓመተ 2013 ዓ.ም ካብ ሓምለ ክሳብ 30 መጋቢት ብር 213 ነጥቢ 8 ቢሊየን ንምእካብ ተሊሙ…