Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2021

ኣህጉረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት   350 ሺሕ ዶላር ደገፍ ኣተኣኻኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣህጉረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ብዘጛጠመ ፀገም ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት   350 ሺሕ ዶላር ደገፍ ኣተኣኻኺቡ። ኣባላት እቲ ልኡኽ ምስ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ሰብኣዊ ሓገዝን እግሪ…

134 መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ነበርቲ ተመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)134 መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ነበርቲ ተመሓላሊፉ። እቶም ኣባይቲ ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ዝርከቡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ካብ እቶም ተረባሕቲ 62 ሚኢታዊ ደቂ ኣኒስቲዮን መናእሰይን አንትኾኑ፥ 22 ሚኢታዊ ድማ ጉድኣት ኣካልን…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ 25 ሺሕ ኪዩቢክ ሜትር ፈሳሲ ከፃሪ ዝኽእል ሰለስተ ዘመናዊ ዝተማእኽለ ፈሳሲ መፃረይ ፕሮጀክት ስራሕ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ 25ሺሕ ሜትር ኪዩቢክ ፈሳሲ ከፃሪ ዝኽእል ሰለስተ ዘመናዊ ዝተማእኽለ ፈሳሲ መፃረይ ፕሮጀክት ስራሕ ኣጀሚረን። ንሰለስቲኡ መፃረይ ፈሳሲ ፕሮጀክት 1 ነጥቢ 17 ቢልየን ብር ወፃኢ ተገይርሉ እዩ።…

ወይዘሮ መዓዛ ኣሸናፊ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳነት ላዕለዋይ ቤት ፈርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መዓዛ ኣሸናፊ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ተዛቲየን። ኣሜሪካ ኣብ ክሊ ምምሕያሽ ዓውዲ ፍትሒ ኢትዮጵያ ኣብ ኢትገብሮ ደገፍን ሓገዝን ተዛቲየን። ኣምባሳደር ጊታ ፓሲ፥ ሰርዓት…

ኣብ ኣጣየን ጭልጋን ዝተፈፀመ ተግባር ገበን ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ናብቲ ከባቢ ተላኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣጣየን ጭልጋን ዝተፈፀመ ተግባር ገበን ሰብኣዊን ንዋታዊን ሃፍቲ ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ናብቲ ከባቢ ከምዝተልኣኸ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። ዓቃቤ ሕጊ ኣይተ ገረመው ገብረጻዲቅ ከመዝበልዎ፥ እቲ ጉጅለ ካብ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊን…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 13 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ከሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 13 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብርከምዝኸሰበ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ኣብቶም ዝተረቑሑ ኣዋርሕ ልዕሊ 55 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተዛሪቦም። እቲ ባንኪ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገምጋም መደባት ስራሕ 9 ኣዋርሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ገምጋም መደባት ስራሕ 9 ኣዋርሕ ጀሚሩ። ኣብቲ ገምጋም ላዕለዎት ኣመራርሓ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። በግምገማው ማጠቃለያ ላይ አቅጣጫ ይቀመጣል ተብሎ እንደሚጠበቅም ከምክር ቤቱ ያገኘነው…

ኣብ ሶማሌላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣምቡላንስ ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሌላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣምቡላንስ ኣበርኪቶም። እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብ ክልል ትግራይ ወፍሪ ሕጊ ምኽባር ዝተዋፈሩ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር 2 ነጥቢ 5 ሚልየን ብር ግምት ዘለዎ ዝተማልአ ግልጋሎት ክህብ…

ፕሬዚዳንት ሞሓመድ ኣብዱላሂ ፎርማጆ ዝተናውሐ ዘበነ ስልጣኖም ብምስራዝ ምርጫ ንኽካየድ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሓመድ ኣብዱላሂ ፎርማጆ ዝተናውሐ ዘበነ ስልጣኖም ብምስራዝ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ንኽካየድ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣብ ሶማሊያ ምንዋሕ ዘበነ ስልጣን ፕሬዚደን ሞሓመድ ፋርማጆ ስዒቡ ብዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ኣብከተማ ሞቃዲሾ ናዕቢ…

ኣሜሪካ ሙሉእ ንሙሉእ ክታበት ዝወሰዱ ዜጋታት “ማስክ” እንተይገበሩ ንኽንቀሳቐሱ ፈቒዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሙሉእ ንሙሉእ ክታበት ዝወሰዱ ዜጋታት መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን እንተይገበሩ ንኽንቀሳቐሱ ፈቒዳ። መእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማማት እታ ሃገር ዘውፅኦ መምርሒ፥ እቶም ዜጋታት ጉዕዞ እግሪ ምግባር፣ በስክሌት ምዝዋር፣ ኣብ ማሕበራዊ ህይወት…