Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2021

ኣብ እዋን ምርጫ ፓርቲታት ፖለቲካ ከኽብርዎም ዝግብኡ ኣጀንዳታት ሰብኣዊ መሰል ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣብ እዋን መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ፓርቲታት ፖለቲካ ከኽብርዎም ዝግብኡ ሽዱሽተ ነጥብታት ኣጀንዳታት ሰብኣዊ መሰል ንተናሓናሕቲ ፓርቲታት ኣቕሪቡ። እቶም ኣጀንዳታት፥ ቃል ኪዳን ጭቡጣት ስጉምቲታት ሰብኣዊ…

ዓውዲ ትምህርቲ ብቴክኖሎጂ ብምዝማን ኣፍራዪ ዜጋ ንምፍጣር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ትምህርቲ ብቴክኖሎጂ ብምዝማን ኣፍራዪ ዜጋ ንምፍጣር ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ፥ ኣብ ቀፃሊ ቶክኖሎጂ መሰረት ዝገበሩ ከይዲታት ምምሃር ምስትምሃር ተግባራዊ ከምዝግበሩ ገሊፆም።…

ኢትዮጵያውያን ኢድ ኣእታውነት ሓይሊታት ወፃኢ ብምቅዋም ኣብ ጣሊያን ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ቅዋም መንግስቲ ብምድጋፍ ሓይሊታት ወፃኢ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ኢድ ኣእታውነት ብምቅዋም ኣብ ጣሊያን፣ ሮም ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት ኣካይዳ ግብፅን ሱዳንን ተቓዊሞም። ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ…

“ድምፅና ንነፃነትና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ድምፅና ንነፃነትና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። እቲ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ሰመራ፣ ሃረር፣ ወልቅጤን ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ሃገራት ወፃኢ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ኢድ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ሰልፊ ብሰላም ምዝዛሙ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) -“ድምፅና ንነፃነትናን  ሉኣላዊነትናን" ብዝብል  መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ብሰላም ምዝዛሙ ኮሚሽን ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ንዕውትነት እቲ ፕሮግራም ደገፍ ንዝገበሩ ኣካላት ፀጥታ  አመስጊኑ። ሕብረተሰብ ዝገብሮ…

መገዲ ቅልጣፈ ኣዳማ ኣዋሽ ንግዲ ወፃኢን ኣታዊን ንምስላጥ ወሳኒ ግደ ኣለዎ- ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ቅልጣፈ ኣዳማ ኣዋሽ ንግዲ ወፃኢን ኣታዊን ንምስላጥ ወሳኒ ግደ ኣለዎ ክብሉ  ቀዳማይ ሚኒስትር  ኣብይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። በዚ ድማ እቲ መገዲ ኣብ ምዕባለ ኢኮኖሚ ሃገርና ቁልፊ ግደ ከምዘለዎ ኢዮም ገሊፆም። ብፍላይ ኮሪደር ኢትዮ…

መናእሰይ ሃገሮም ንዘይምድፋር ብሓባር ብምዃን ክቃለሱ ይግባእ-ም/ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ሃገሮም ንዘይምድፋር ንኢድ ኣእታውነት ሓይሊታት ወፃኢን ንናይ ውሽጢ ባንዳታትን ብሓባር ብምዃን ክቃለሱ ይግባእ ክብላ ምክትል  ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ምክትል ከንቲባ )“ድምፅና ንነፃነትና"…

መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ምዕራፍ ሓደ መገዲ ኣዳማ-ኣዋሽ  ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ምዕራፍ ሓደ መገዲ ኣዳማ-ኣዋሽ  ተኻይዱ። እቲ መገዲ ኣካል ኮሪደር ኢትዮ-ጅቡቲ ትራንስፖርት እንትኸውን፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ  ኣዳማ ኢዩ እቲ መርሃ ግብሪ ተኻይዱ። ኣዳማ ኣዋሽ…

“ድምፅና ንነፃነትና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ድምፅና ንነፃነትና ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። እቲ ሰለማዊ ሰልፊ ሃገራው ወፃኢ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ኢድ ኣእታውነትን ፅዕንቶም ዝቃወም ከምዝኾነ ተሓቢሩ። መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብዚ ሰሙን ዘንበሮ ክልከላ…

ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገምጋም 6 ኣዋርሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ መድረኽ ገምጋም መደባት 6 ኣዋርሕን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ጀሚሩ። እቲ መድረኽ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ዝጀመረ እንትኸውን፥ ኣብቲ ክልል ዘሎ ኩነታት ፀፅታ፣ ኣወሃህባ ሓገዝ ንተመዛበልቲን ምክልኻል ቫይረስኮሮናን…