Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2023

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተደራራቢ ግብሪ ንምትራፍን ኣብ ልዕሊ ታክሲ ዝፍፀም ምጭብርባር ንምክልኻልን ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተደራራቢ ግብሪ ንምትራፍን ኣብ ልዕሊ ታክሲ ዝፍፀም ምጭብርባር ንምክልኻልን ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ መበል 23 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብ መንጎ  ኢትዮጵያ፣ መንግስቲ ሉክሰምበርግን ስዊዘርላንድን ብኣታዊ…

ብሰንኪ ዘጋጥሙ ማሕበራዊ፣ ፖለቲካዊን ቁጠባዉን ቅልዉላዋት ኣብ ማሕበረሰብና ብሰፊሑ ዝረኣ ፀገም ስነ- ልቦና ከምዘሎ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራማ ወይድማ ናይ ስሚዒት ምቅዋስ ብሰንኪ ከምሀገር ዘጋጥሙ ዘለዉ ማሕበራዊ ፣ ፖለቲካዊን ቁጠባዉን ቅልዉላዋት ኣብ ማሕበረሰብና ብሰፊሑ ዝረኣ ፀገም ስነ- ልቦና ኮይኑ ከምዝርከብ ተሓቢሩ፡፡ ትራማ ወይድማ ምቅዋስ ስሚዒት ሰባት ኣብ ሓደ ነገር…

ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣሊያን ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ክብሪ ቆንስልኡ ኣብ ጣሊያን ጄኖኣ ከምዝኸፈተ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ስነስርዓት፥ ፕሬዚዳንት ዩንቨርስቲታት፣ ኣመራርሓ ምመሕዳር ከተማ ጄኖኣ፣ ሰብ ሃፍቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ተረኸቦም። ኣብቲ መድረኽ…

ጃፓን ንኢትዮጵያ እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ንኢትዮጵያ እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብላ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ገሊፀን። ኣብ  ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ነገሌ ብመንግስቲ ጃፓን ብ13 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ማእኸል መሰልጠኒ ሓረስቶት ተመሪቑ። ኣብቲ…

ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር) ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ብምውዳድ ይስርሑ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ኣብ ለውጢ ክሌማ፣ ምግቢን ድሕንነት…

ንኣመጋግባ ኣትክልቲ ቀዳምነት ምሃብ ኣብ ደም ዝርከብ መጠን ኮሌስትሮልን ስብሕን ክንኪ ይገብር-ተመራመርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣመጋግባና ኣትክልቲ ቀዳምነት ምሃብ ንጥዕና ልቢ ፅቡቕ ምዃኑ ንኣርብዓ ዓመታት ኣብ ዝተኣከበ መረዳእታ ዝተገብረ ገምጋም ኣመልኪቱ። ተመራመርቲ ደንማርክ ከም ዘመልክትዎ፥ ኣብ ኣትክልትን ኣሕምልትን ጥራይ ዝተመስረተ ስርዓት ኣመጋግባ ነቲ ንወቕዒ…

ኣብ ዘፈላልዩና ዛዕባታት ብምልዛብ ንዘለዉና ፀገማት ብሓባር መፍትሒ ክንናዲ ይግባእ-መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)

ኣብ ዘፈላልዩና ዛዕባታት ብምልዛብ ንዘለዉና ፀገማት ብሓባር መፍትሒ ክንናዲ ይግባእ-መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር) ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈላልዩና ዛዕባታት ብምልዛብ ንዘለዉና ፀገማት ብሓባር መፍትሒ ክንናዲ ይግባእ ክብሉ ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ መስፍን…

ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል መገጣጠሚ መካይን ክሃንፁ ኢዮም ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል መገጣጠሚ መካይን ክሃንፁ ኢዮም ተባሂሉ። ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጄኒ ተሬኪን፥ ኣብ መንጎ ሩሲያን ሃገራት ኣፍሪካን ኣብ 2022 ዓ.ም.ፈ ዘሎ ልውውጥ ንግዲ እናማዕበለ ምምፅኡ ገሊፆም። ካብ…

ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ኣይ ሲ ቲ ሁዋዌ ዝተሳተፉ ተምሃሮ ሳልሳይ ደረጃ ሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ኣይ ሲ ቲ ሁዋዌ ዝተሳተፉ ተምሃሮ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ዛዚሞም። እቲ ውድድር ካብ 16 ክሳብ 20 ግንቦት 2015 ዓ.ም ኣብ ቻይና ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ ውድድር ካብ 36 ሃገራት…

ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ኣብ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 1500 ሜትሮ ክሳብ ራብዓይ ደረጃ ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መረኮ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር 1500 ሜትሮ ዳይመንድ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዲተን። ብመሰረት እዚ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ 3 ደቒቕ 54 ሰኮንድን 03 ማይክሮ ሰከንድን ቀዳመይ ብምዃን…