Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2023

ሰብ ሃፍቲ ግዝኣት ጄኖኣ ኣብ ተሓዳሲ ሓይሊን ፍሪያት ዕንበባን ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎም ባህጊ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ግዝኣት ጄኖኣ ኣብ ተሓዳሲ ሓይሊን ፍሪያት ዕንበባን ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎም ባህጊ ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሃምቢሳ ኣብ ግዝኣት ጄኖኣ ምስ ዝተፈላለዩ ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ዘቲየን።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 1 ሰነ ጀሚሩ ክፍሊት ኤሌክትሪክ ብዲጂታል ስርዓት ክፍሊት ክፍፀም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 1 ሰነ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ክፍሊት ኤሌክትሪክ ብዲጂታል ስርዓት ክፍሊት ክፍፀም ኢዩ ክብል ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ብብርኪ ሃገር ድማ ካብ ወርሒ ሓምለ 2015 ዓ.ም እቲ ክፍሊት…

ፍሉይ ኣኼባ ሚኒስትራት ኣህጉራዊ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘካተተ ልኡኽ ኣፍሪካ ኣብ ፍሉይ ኣኼባ ሚኒስትራት ኣህጉራዊ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ ይሳተፍ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ሚኒስትር ንግዲን ጠጣናዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላን ካልኦት ላዕለዎት…

ካናዳ ንመፈፀሚ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኣፍሪካ ዝኸውን 140 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካናዳ ንመፈፀሚ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኣፍሪካ ዝኸውን 140 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይራ። ተፀዋዒ ኤጀንሲ ልምዓት ኢኮኖሚ ካናዳ ኣብ ዓለም ለኸ ልምዓትን ሃገራት ፓስፊከን ሃርጂት ሳጃን፥ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ቻድን ገብፅን ዝነበሮም ዑደት ዛዚሞም ናብ…

ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ኣዘዝቲ ፖሊስ ሶማሊያን ጅቡቲን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዚያዊ ፕሬዚዳንት ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ  ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ኣዘዝቲ ፖሊስ ሶማሊያን ጅቡቲን ዘቲዮም። እቶም ኮሚሽነር ጀነራል፥ ምስ ኣዛዚ ብሄራዊ ፖሊስ ሶማሊያ ብርጋዴር ጀነራል ሱሉብ ኣሕመድ ፊንን…

ማይክ ሃመር ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ኣብ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም። ቤት ዕዮ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ከምዝበሎ፥ እቶም ፍሉይ ልኡኽ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክሳብ ቀፃሊ ሰሙን ዕለተ ሰሉስ ኣብ ኢትዮጵያን…

ኣብ ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ለውጢ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ለውጢ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ሀዝብን መሓውር ፀፅታን ብምውዳድ ብመሰረት ዝሰርሕዎ ስራሕ ኢዩ እቲ ለውጢ ከመዝተረኸበ ቢሮ ምምሕዳር ፀፅታን ሰላምን እታ ከተማ ገሊፁ። እቲ ቢሮን ኮሚሽን ፖሊስ…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ኣብ ቀረባ እዋን ህይወቶም ብዝሰኣኑ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ግርማ የሺጥላ ሕልና ፀሎት ብምግባር ኢዩ ዘትኡ ጀሚሩ። ኣብ ፃንሒቱ፥ ኣብ…

ኣብ ሞስኮ መጥቃዕቲ ድሮን ከም ዝተፈፀመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ርእሰ ከተማ ሩሲያ ዝኾነት ሞስኮ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ድሮን ኣብ ልዕሊ ህንፃታት እታ ከተማ መጠናዊ ዕንወት ከም ዝበፅሐ ሰብ መዚ እታ ከተማ ኣፍሊጦም። ከንቲባ ከተማ ሞስኮ ሰርጀ ሶብያኒን ኣሰካፊ ዝብሃል ዕንወት ከም ዘየጋጠመ ብምግላ፥…

ስምምዕ ምቁራፅ ተዂሲ ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ንሓሙሽተ መዓልቲ ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃባእቲ ወገናት ሱዳን ኣብ ጅዳ ብመንጐኝነት ኣሜሪካን ስዑድ ዓረብን ንሓደ ሰሙን ዝፀንሕ ስምምዕ ምቍራፅ ተዅሲ ንሓመሽተ መዓልታት ክቕፅል ከምዝተሰማምዑ ሸምገልቲ ሃገራት ኣሜሪካን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዘውፀአኦ ሓባራዊ መግለፂ ኣፍሊጠን። እተን…