Fana: At a Speed of Life!

400 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ኣብ ከተማ ዱከም ዝተሃንፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)400 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ኣብ ከተማ ዱከም ዝተሃንፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ትማሊ ተመሪቖም።

ቁፅሪ እቶም ፕሮጀክትታት 48 እንትኾኑ፥ ምክትል ፕሬዚዳንትን ኣተሓባባሪት ክላስተር ኢኮኖሚን ክልል ኦሮሚያ ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ዝተረኸባሉ ከምዝተመረቑ ተገሊፁ።

ካብ’ቶም ንምርቓት ዝበቕዑ መሰረተ ልምዓታት፥ ሓምለዋይን መዘናግዕን ቦታታት ተረቋሕቲ ኢዮም።

ብድጋፍ መንግስቲን ተሳትፎ ህዝብን ዝተሃነፁ ከምዝኾኑ እውን ኣብቲ ስነስርዓት ምርቓት ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.