Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ስግኣት ኮቪድ-19 ይቐንስ እንበር ሐዚ እውን ጥንቃቐ ከምዘድሊ ሚኒስቴር ጥዕና ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ስግኣት ኮቪድ-19 ይቐንስ እንበር ሐዚ እውን ጥንቃቐ ከምዘድሊ ሚኒስቴር ጥዕና ኣተሓሳሲቡ።

ምኽንያቱ ድማ ብሳርስን ኮሺድ-2 ዝልከፉ ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ሰባት ሐዚ እወን ከምዘለዉ ገሊፁ።

እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ቨኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ብምኽኒያት እቲ መልከፍቲ ብዙሓት ሰባይ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሓቢሩ።

ስለዝኾነ ሓዱሽ ዓሊ ሕማም ከጋጥም ዝኽእለሉ ስግኣታት ብምህላዉ ሐዚ እውን ጥንቃቐ ከምዘድሊ ሚኒስቴር ጥዕና ኣተሓሳሲቡ።

#Ethiopia

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.