Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2021

ህወሓት ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሎም ከባቢታት ኩሎም ናይ ኣሜሪካ ተራድኦ ትካል መኽዝናት ምዝራፉ እቲ ድርጀት ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሎም ከባቢታት ኩሎም ናይ ኣሜሪካ ተራድኦ ትካል(ዩ ኤስ ኤ አይ ዲ)  መኽዝናት ምዝራፉ እቲ ድርጀት ገሊፁ። ኣብ ኢትዮጵያ ናይቲ ትካል ሚሽን ዳይሬክተር ሾን ጆንስ ምስ ኢቲቪ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት፥ ህወሓት እቲ ኩነታት…

ብግምባር ማይፀብሪ ናብ ጭናን ጫንቅን ዝኣተወ ሓይሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተደምሲሱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግምባር ማይፀብሪ ናብ ጭናን ጫንቅን ዝኣተወ ሓይሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዝተደምሰሰ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል እቲ ግምባር ገሊፆም። በቲ ከባቢ ኣትዩ ዝነበረ እቲ ሓይሊ ብዝተዋደደ መጥቃዕቲ ሰራዊት ምክልኻል ከምዝተደምሰሰ ገሊፆም።…

ሐዚ ገንዘብ አንተይኮነስ ሃገርን ሀዝብን እነትርፈሉ እዋን ኢዩ- ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ ፣  25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሐዚ ገንዘብ አንተይኮነስ ሃገርን ሀዝብን እነትርፈሉ እዋን ኢዩ ክብላ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ  ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ኣብታ ከተማ ዝሰትውዓል ዘሎ ኣሻጠር ኢኮኖሚን ሕገወጥ ተግባራትን ንምከልኻለን ንምቁፅፅርን ኣብ ስራሕ ዘሎ ግብረ…

ብዳባት ቆሪፁ ኣትዩ ዝነበረ ዕጡቕ ህወሓት ተወቒዑ ይምለስ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብወረዳ ዳባት ቆሪፁ ኣትዩ ዝነበረ ዕጡቕ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተወቒዑ እናተመለሰ ከምዝኾነ ዋና ኣመሓዳሪ እታ ወረዳ ኣይተ ሰውነት ውባለም ገሊፆም። ራብዓይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ውግእ እቲ ጉጅለ እናተደምሰሰ ከምዝኾነ እቶም ኣመሓዳሪ ኣብሪሆም።…

ኣብ ደቡብ ወሎ ልዕሊ 200 ሾሊኾም ዝኣተዉ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 200 ሾሊኾም ዝኣተዉ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ብምውዓል ተወሳኺ ስራሕቲ ምርመራ እናተገበረ ከምዝኾነ ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ወሎ ገሊፁ። ምክትል ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይ ሰይፍ ሰይድ ምስ ጣቢያና ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝሓበሩዎ፥ ኣቶም…

ሕብረት ኣውሮፓ ካብ ኣሜሪካ ናብ ኣውሮፓ ዝግበር ጉዕዞ ንኽእገድ ምኽረ ሓሳብ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ እናተጋደደ ብዝመፅአ ለበዳ ኮቪድ-19 ምኽንያት ካብ ኣሜሪካ ናብ ኣባል ሃገራት ዝግበር ዝኾነ ሕኹን ጉዕዞ ንኅእገድ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ምኽረ ሓሳብ ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ዘመሓላለፎ ውሳነ ንዝቕፅል ሰነ ናይ ሓጋይ በዓላት…

ናይ ደቡብ ወሎ ዞባ ናይ መናእሰይ ናይ ክተት መድረኽ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደቡብ ወሎ ዞባ ናይ መናእሰይ ናይ ክተት መድረኽ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ብሚኒስትር መዓርግ ናይ ጊሞክራሲ ሰርዓት ሀንፀት ኣተሓባባሪ ዶ/ር ኣለሙ ስሜን ካልኦት ኣመራርሓ እቲ ዞባን ተረኺቦም። ኣብቲ መድረኽ ናይ ክተት…

ዩኒሴፍ ንተመዛበልቲ ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒሴፍ ንተመዛበልቲ ዝኸውን ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ዝተፈላለዩ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ዝተረከቡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር፥ ዩኒሴፍ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋን ፀገም ብምብፅሑ ኣመስጊኖም፡፡ ኣብ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ኡመር ጌሌ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ኡመር ጌሌ ኣብ ከልቲኣዊ ጉዳያት ብስልኪ ተዛቲዮም። ታሪኻዊ ዝምድና ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት በምድሃብ መልዛቦም ግዜኢ ፀብፂቡ። ኣብ ክሊ ቀጣናዊ ጉዳያት አወን…

ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ምስ ተወካሊት ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ተወካሊት ትካል መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣዴል ክኾድር ተዛቲዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ዩኒሴፍ ካብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ…