Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2021

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሓዱሽ ዓሌት ቫይረስ ኮሮና ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኣፍሪካ ሓዱሽ ዓሌት ቫይረስ ኮሮና ምርካባ ኣፍሊጣ። ተመራመርቲ ሲ.1.2 ኣብ ዝተብሃለ ሓዱሽ ዓሌት ክትትል እናገበሩ ከምዝኾኑ ገሊፆም። እቲ ሓዱሽ ዓሌት፥ ካብ ደቡብ ኣፍሪካ ብተወሳኺ ኣብ ሸውዓተ ሃገራት ኣፍሪካ፣ እስያ፣ ኣውሮፓን…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዓፋር ክልል በርሃሌ ወረዳ ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ብዙሓት ካብ መረበቶም ከምዝተፈናቐሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣  25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዓፋር ክልል በርሃሌ ወረዳ ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ብዙሓት ካብ መረበቶም ከምዝተፈናቐሉ ተገሊፁ። ኣብ በርሃሌ ሻይ ጉቢ ቀበሌ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምኘህርቲ ጊዛዊ መፅለሊ ዝርከቡ ተፈናቐልቲ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ እንትኾኑ፥ ሓገዝ…

ኣብ ማእኸል መሕገዚ ሕሙማት ስነ-ኣእምሮ ጌርጌሴኖን ንዝርከቡ ወገናት መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ምምሕዳር ልምዓት ከተማ ኣባይቲ ኣዲስ ኣበባን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ማእኸል መሕገዚ ሕሙማት ስነ-ኣእምሮ ጌርጌሴኖን ንዝርከቡ 450 ወገናት መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ኣካይዶም። እቲ ቢሮ መርሃ ግብሪ ኣገልግሎት ወለንታ ክረምቲ ምኽንያት…

ኣብ ኢትዮጵያ ሳልሳይ ማዕበል ለበዳ ኮቪድ 19 ብልዑል ብርኪ ይስፋሕፋሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25  ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ለበዳ ኮቪድ 19 ሳልሳይ ማዕበል ብልዑል ብርኪ ይስፋሕፋሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ኣተሓባባሪ ምላሽ ኮቪድ 19 ኣይተ መብራቱ ማሴቦ፥ ሳልሳይ ማዕበል ለበዳ ኮቪድ 19 ካብ ዝሓለፉ ከልተ ኣዋርሕ ጀሚሩ ብልዑል…

ደብረ ዘቢጥ ዝነበረ ናይ ህወሓት ጉጅለ ከምዝተደምሰሰ ናይ ኣምሓራ  ክልል ፖሊስ ኮሚሽን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣  24 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደብረ ዘቢጥ ዝነበረ ናይ ህወሓት ጉጅለ ከምዝተደምሰሰ ናይ ኣምሓራ  ክልል ፖሊስ ኮሚሽን ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ኣብዚ ሐዚ እዋን ደብረ ዘቢጥ ብመከላከያ ሰራዊት፣ ኣምሓራ ፍሉይ ሓይሊንምኒሻን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝኾነት ገሊፁ። እዋናዊ…

ምድላዋት ምትእኽኻብ እቶት ኣብ ለንደን፣ በርሚንግሃምን ኮቨንተሪን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድላዋት ምትእኽኻብ እቶት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ለንደን፣ በርሚንግሃምን ኮቨንተሪን ተኻይዱ። እቲ ምድላው "ኢትዮጵያ ንምድሓን ኣብ ጎኒ መከላከያን ህዝባዊ ሓይሊን ደው ብምባል ብፅሒተይ ኽዋፃእ ኢየ" ኢዩ ጠኻይዱ። ኣብቲ መድላው ልዕሊ…

ሃገር ኣብ ወፍሪ ህልውና እንተላ ንህዝብና ኣብ ፀገም ምውዳቕ ተቐባልነት ኣይብሉን-ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትሪን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ኣብ ወፍሪ ህልውና እንተላ ንህዝብና ኣብ ፀገም ምውዳቕ ተቐባልነት ኣይብሉን ክብል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ናህሪ ዋጋን ኣሻጥር ኢኮኖመን ምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ብምድሃብ ምስ ኣምፃእቲ፣ ሸመትቲን ምሕበራት…

ልዕሊ 186 ሺሕ ናይ ሕሶትዶላር ኣሜሪካ ብምሕታም ንምዝውዋር እናተዳለዉ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሃዋሳ ልዕሊ 186 ሺሕ ናይ ሕሶትዶላር ኣሜሪካ ብምሕታም ንምዝውዋር እናተዳለዉ ዝነበሩ ክልተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ሲዳማ ኣበራ ኣሬራ ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተግባር ራዕዲ ንምፍፃም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ 284 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባቀጠና ራዕዲ ንምግባር ዕላማ ግብረ ራዕዲ ንምዕዋት ተንቀሳቒሶም ብዝብል ዝተጠርጠሩ 284 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። 199 ሽጉጥ ምስ 2 ሺሕን 453 ጣያይቲ፣ 32 ክላሽንኮቭ ካብ 5 ሺሕ…

ክልል ሃረር ምስ እዚ ምብራቕ ብምትሕብባር ዘሰልጠኖም ሚሊሻታት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ሃረር ምስ እዚ ምብራቕ ብምትሕብባር ዘሰልጠኖም ሚሊሻታት ኣመሪቑ። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረር ወይዘሮ ሚስሪያ ኣብደላ፥ ህወሓት ንኢትዮጵያ ንምፍራስን ንምብታንን ሓሲቡ ዝኸፈቶ ኲናት ብዝተሓባበረ ቅልፅም ብምምካት ዝተጀመሩ ስራሕቲ…