Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2022

ድርድር ሰላም ሩሲያን ዩክሬንን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤላሩስ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ድርድር ሰላም ሩሲያን ዩክሬንን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤላሩስ ተጀሚሩ። ኣብ ቤላሩስ ዝግበር ድርድር ሰላም ክልቲአን ሃገራት ወታደራዊ ወፍሪ ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ጠጠው ንመባል ዝዓለመ ከምዝኾነ ተመልኪቱ፡፡ ብዙሓት ተዛረብቲ ቋንቋ ሩሲያ ዘለወን ግዝኣታት…

ፓርኪታት ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ሕርሻ ንምዝማን ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ንምድንፋዕ ዘፈር ሕርሻን ኢንዱስትሪ ንመዝማን ከምኡ እውን ንምትእስሳር ብዙሓት ፃዕሪታት እናተገበሩ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ሰመሬታ ሰዋስው ከምዝገለፀኦ፥ ኢንዱስትሪታት መቀነባበሪ ሕርሻ ብዝበለፀ ውፅኢታዊ…

ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት 31 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት 31 ሚሊየን ብር ዝግመት መድሓኒት፣ ዝተመጣጠነ ምግቢን ናውቲታት ሕክምናን ደገፍ ተገይሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ወ/ሮ ሰሃረላ ኣብዱላሂ ዝምራሕ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን…

ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጣሊያን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጣሊያን ማሪና ሴሬኒ ንሰለስተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ምክትል ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልወን ፃንሒት፥ ምስ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ…

መበል 126 በዓል ዓድዋ ብመልክዕ ካርኒቫል ክኽበር ኢዩ- ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 126 በዓል ዓድዋ ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ብመልክዕ ካርኒቫል ኣብ ዋና ጎደናታት ክኽበር ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ማሕበር ሃርበኛታት ጀጋኑ ጥንታዊ ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ገሊፆም። ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን÷ እቲ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ሓገዝ ሕክምና ዝርከቡ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ጎብኒየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ሓገዝ ሕክምና ዝርከቡ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ጎብኒየን። ከንቲባ ኣዳነች “ኣቡነ መርቆሬዎስ ፈጣሪ ምሕረት ንከውርደሎም ካብ ልቢ እምነ” ክብላ…

1ይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ካብ 2 ክሳብ 4 መጋቢት 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ጉባኤኡ ካብ 2 ክሳብ 4 መጋቢት 2014 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዘካይድ ኣፍሊጡ። ፈፃሚ ስራሕን ማእኸላይ ኮሚቴን እቲ ፓርቲ ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ብዝገበሩዎም ኣኼባታት ኣብ ዝተፈላለዩ ወሰንቲ ሃገራዊ ዛዕባታን…

ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኣብ ኮሚሽን ጉምሩኽ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣዋሽ ኣፍሊጡ። መራሒ ጉጅለ ምክልኃል ኮንትሮባንድ እቲ ቤት ፅሕፈት ኢንስፔክተር ኣለሙ ይመር ከምዝገለፁዎ፥ እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ…

እዋን ፆም ፅንፈኝነትን ስንፍናን ዝሰዓሩሉ፤ ፍቕሪን ምትሕስሳብን ዝጥንክሩሉ ንኽኸውን ትምኒተተይ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”እዋን ፆም ፅንፈኝነትን ስንፍናን ዝሰዓሩሉ፤ ፍቕሪን ምትሕስሳብን ዝጥንክሩሉ ንኽኸውን ትምኒተተይ ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ምእታው ዓቢዪ ፆም ምኽንያት ብምግባር ንህዝበ ክርስቲያን መልእኽቲ…

ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ኣባላት ፖሊስ ሓለዋ ኣየርን ቴክኒሻናትን ስነ-ስርዓት ምረቓ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ አየር ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ኣባላት ፖሊስ ሓለዋ ኣየርን ቴክኒሻናትን የመርቕ ኣሎ። ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ፥ ሓይሊ ኣየር ኣብ ዘሰናድኦ ስነ-ስርዓት ሽልማትን ምልባስ መዓርግን…