Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባታት ደቡብ ኦሞን ኮንሶን ክታበት ንፍዮ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባታት ደቡብ ኦሞን ኮንሶን ክታበት ንፍዮ ይወሃብ ከምዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ ክታበት ምስ ሩቤላ ኢኒሼቲቭ ብምትሕብባር ዝወሃብ ዘሎ ኢዩ ተጋቢሉ።

ኣብቲ ወፍሪ ነቶም ዜጋታት ኣወሃህባ ዝተመጣጠነ ምግቢ ብዝምልከት ምርመራ ይግበር ከምዘሎ ካብቲ ትካል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.