Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2021

ሚኒስቴር ምክልኻል ኣብ ብር ሸለቆ ዘሰልጠኖም ምልምል ወታደራት ኣሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ኣብ ብር ሸለቆ ንመበል 33 ግዘ ዘሰልጠኖም ምልምል ወታደራት ኣሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ፥ ዋና ሓላፊ ዘፈር ልምዓት ሃፍቲ ሰብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሜጄር ጄኔራል ሐጫሉ ሸለመ፣ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪ ንልምዓት ሓይሊ ሰብ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ መንግስታት ፈረንሳይን ጣሊያንን ዝተገበሩ ስምምዓት ምክልኻል ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ምስ መንግስታት ፈረንሳይን ጣሊያንን ዝተገበሩ ስምምዓት ምክልኻል ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ 6ይ ዓመት መበል 16 ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ምስ መንግስታት ፈረንሳይን ጣሊያንን ዝተገበሩ ስምምዓት ምክልኻል ኣመልኪቱ…

መንግስቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንዘቕረቦ ሕቶ ምላሽ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ፀገም ንምፍታሕ ንዘቕረቦ ሕቶ ምላሽ ሂቡ። ሙሉእ ትሕዝቱኡ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ 30 ዓማውቲ ኣብዛ ሃገር ወለዶ ዝቐትል መከራ ከምዘስዐበ…

ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ንመንግስቲ ፌዴራል ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራ ሰብኣዊነት መሰረት ዝገበረን ተወሳኺ ጉድኣት ብዘየስዕብ መልክዑ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ንመንግስቲ ፌዴራል ከምዝሓተተ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ምስ ግልጋሎት…

5ይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ መእከቢ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘካይዶ መበል 16 ስሩዕ ኣኼብኡ፥ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ዘቕርቦ ኦዲት በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ፋይናንስ ሒሳብን…

ኣምባሳደር ጀማል በክር ምስ ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ዲፕሎማሲ ባህሬን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ቆንስላ ጀነራል ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ጀማል በክር ከባህሬን ምስ ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ዲፕሎማሲ ባህሬን ዶክተር ሙኒራ አል ከሊፋ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ክልተኣዊ፣ ዞባዊን ክልላዊን ጉዳያት ተሓባቢርካ ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ…

ከካብ ክልላት ዝእከቡ ውፅኢት ድምፂ መረፃ ርኽክብን ዑደትን ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከካብ ክልላት ዝእከቡ ውፅኢት ድምፂ መረፃ ርኽክብን ዑደትን ተገይሩ። ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰናድኦ ዑደት መራኸብቲ ሓፋሽ፥ ብሓፈሻ ከካብ ክልላት መረፃ ናብ ብሄራዊ ቦርድ መረጻ ዝመፅኡ ውፅኢታት መረፃ ከይዲ ርኽክብን ኣብዚ ሕዚ እዋን…

ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ብክልተ ሰሙን ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ፅዋዕ ሃገራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ብክልተ ሰሙን ከምዝተናውሐ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ውድድር 10 ሓምለ 2013 ዓ.ም ከምዝጅመር ምግላፁ ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ። እቲ ውሳነ ናይ ሴካፋ ከምዝኾነ…

ንዝኽሪ ጀነራል ሰዓረ መኮንንን ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳን ዝተሃነፁ ሓወልቲ ኣብ ቀረባ እዋን ክምረቑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝኽሪ ነበር ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ጀነራል ሰዓረ መኮንንን ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳን ዝተሃነፁ ሓወልቲታት ኣብ ቀረባ እዋን ከምዝምረቑ ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ምምሕዳር ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፥…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ኮይና ዝወፅአትሉ ሰላማዊ መረፃ ንኽዕወት ዝገበሩ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ኮይና ዝወፅአትሉ ሰላማዊ መረፃ ንኽዕወት ንዝገበሩ ፓርቲታት ፖለቲካ ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፥ “6ይ ሃገራዊ መረፃ ምስተኻየደ ድሕሪ ሓደ ሰሙን ሎሚ መዓልቲ…