Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2020

ስነ ስርዓት ቀብሪ ሙሁር ስነ ቑጠባ ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንብዙሕ ዓመታት ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣማኻሪ ስነ-ቁጠባ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ብምዃን ዘገልገሉ ላዕለዋይ ሙሁር ስነ ቑጠባ ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ስነ-ስርዓት ቀብሮም ተፈፂሙ። ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ፣ ብዝሓደሮም ሕማም…

ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ጣሊያን መዘነኦም ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ጣሊያን መዘነኦም ሉዊጂ ዲማዮ ተዛትዮም። እቶም ሚኒስትራት፥ ኣብ ክልተኣዊ፣ ቐጠናዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ዘትዮም። ብተወሳኺ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚያዊን…

ጋንታ ወልዋሎ ካብ ዝኾነ ይኹን ውድድር ተኣጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንጋንታ ወልዋሎ ካብ ዝኾነ ይኹን ውድድር ከምዝኣገዳ ኣፍሊጡ። እቲ ፌዴሬሽን ንጋንታ ወልዋሎ ኣብ ዝፀሓፎ ደብዳቤ፥ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብታ ጋንታ ምስ ዘገልገሉ ሸሞንተ ተፃወትቲ ተተሓሒዙ 14 ጥሪ 2012 ዓ.ም…

ህዝቢ ሃላባ ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ክሰርሕ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ሃላባ ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ዘለዎ ግደ ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ክጥቀመሉ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፀዊዖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ቁሊቶ ተረኺቦም ካብ ዞባ ሃላባ…

104 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ካብ ታንዛኒያ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዳይ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ዝኾኑ  104 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ሎሚ መዓልቲ ካብ ታንዛኒያ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ተመለስቲ፥ ኢሪንጋ ኣብ ዝበሃል ግዝኣት ታንዛኒያ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ዝፀንሑ ምዃኖም ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ታንዛኒያ…

ኣብ 200 ሆቴላት ንካልኣይ ግዘ ደረጃ ምደባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ዓመት ኣብ 200 ሆቴላት ንካልኣይ ግዘ ደረጃ ምደባ ንምክያድ ትልሚ ከምዝሓዘ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ኩለን ሆቴላት ዳግም ብደረጃ ንምምዳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ ሆቴላት ዘተ…

ኣብ ዞባ ጋሞ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ህይወት 8 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰባት ኣሳፊሩ ካብ ወረዳ ገረሴ ናብ ከተማ ኣርባምንጭ እናተጉዓዘ ዝነበረ ሚኒባስ መኪና ብዘጋጠሞ ሓደጋ ምግልባጥ ህይወት ሸሞንተ ሰባት ምሕላፉ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ኣብ ከባቢ ኣርባምንጭ ወረዳ ቆላ ሼሌ እንትበፅሕ ዘጋጠመ ምዃኑ ኣዛዚ መምርሒ…

ሚኒስትር ምክልኻል ጣሊያን ኢትዮጵያውያን ብወታደራት ጣሊያን ኣብ ዝተጨፍጨፉሎም ከባቢታት ዑደት ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ጣሊያን ሎሬንዞ ጉኤሪኒ ብ12 ለካቲት 1929 ዓ.ም ኢትዮጵያውያን ብወታደራት ጣሊያን ኣብ ዝተጨፍጨፉሎም ከባቢታት ዑደት ከምዘካይዱ ገሊፆም። ኣብ ልዕሊ ፈለስቲ ገዳም ደብረ ሊባኖስ ዝተፈፀመ ጭፍጨፋ ዘርኢ መፅሓፍ ብፓውሎ ቦርሶስ…

ኣመራርሓ ማልት ጨንፈር ጀርመን ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ማሕበር ልምዓት ትግራይ(ማልት) ጨንፈር ጀርመን፣ ተምሃሮ ካልኣይ ብርኪ ኢትዮ-ዊተን፣ ተምሃሮ  ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ሆልዝካምፕ፣ ቤት ፅሕፈት ማልት፣ ማልት ጨንፈር ጀርመንን ህዝብን ምምሕዳርን ወረዳ ራያ ዓዘቦን ብምትሕብባር ኣብ ቀዳማይ…

ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጣሊያን ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዲሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ምሸት ናብ ጣሊያን ኣምሪሖም። ኣይተ ገዱ ኣብ ጣሊያን ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ተራኺበም ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት…