Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2020

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ቫይረስኮሮና ዝተገበሎም ኩሎም በቲ ቫይረስ ከምዘይተለኸፉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ን547 ሰባት ምርመራ ቫይረስ ኮረና ዝተገበሎም እንትኾን ኩሎም እቲ ቫይረስ ከምዘይተረኸቦም ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ኣብ ዘውፀኦ ዕለታዊ ፀብፃብ ከምዝበሎ ሸውዓተ (7) ካብ ሰቲት ሑሞራ ኣብ መሐከሚ ማእኸል…

ኢትዮጵያ ፌዴራሊስት ሓይሊታት ጥምረት ንህወሓትን ኢዴሕን ካብ ኣባልነት እቲ ጥምረት ሰሪዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ፌዴራሊስት ሓይሊታት ጥምረት ንውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት)ን ዴሞክራሲያዊ ሕብረት ኢትዮጵያ(ኢዴህ)ን ካብ ኣባልነት እቲ ጥምረት ከምዝሰረዘ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ፌዴራሊስት ሓይሊታት ጥምረት መበል ራብዓይ ጠቕላላ ጉባኤኡ ኣብ…

ኢትዮጵያ ምስ ጅቡቲን ሩዋንዳን ብገበን ዝድለዩ ሰባት ኣሕሊፍካ ንምሃብ ዘኽእላ ኣዋጅ ስምምዕነት ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዓመት መበል 17 ዘበን ስራሕ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣሳሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ኣኼብኡ፥ ኢትዮጵያ ምስ ጅቡቲን ሩዋንዳን ብገበን ዝድለዩ ሰባት ኣሕሊፍካ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ “እንስራ” ኣብ ዝበሃል ማእኸል ስራሕቲ ኣይኖ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘሎ “እንስራ” ኣብ ዝበሃል ማእኸል ስራሕቲ ኣይኖ ዑደት ኣካይዶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፅ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ማእኸል ንዝተዋፈራ ኣዴታት አንኳዕ ደስ…

ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ኣብ ሱዳን ዕላዊ ዑደት ስራሕ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኣይተ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ኣብ ሱዳን ዕላዊ ዑደት ስራሕ የካይዱ ኣለዉ። እቶም ፕሬዚዳንት ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ ዑደት ስራሕ ንምስላጥ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሱዳን ከምዘምርሑ ሚኒስትር ዜና እታ ሃገር ገሊፁ። ሚኒስትር ዜና የማነ…

ዩኒሴፍን ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 3 ዓመታት ንዘጋጥም ሕፅረት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምክልኻል ዘኽእል ሽርክና ፈጢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ተራድኦ ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ዩኒሴፍ)ን ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ብሓባር ብምዃን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ዓመታት ንዘጋጥም ሕፅረት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምክልኻልን ንምቕራፍን ዘኽእል ጥምረት ከምዝፈጠሩ ተገሊፁ። እቲ ጥምረት፥…

ፋብሪካ ባኒ ሸገር ብዕሊ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ሰርዓት ምርቓት ፋብሪካ ባኒ ሸገር ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። እቲ ፋብሪካ ኣብ ሓደ ሰዓት 80 ሺሕ ባኒ ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ እንትኸውን፥ ኣብ ሓደ መዓልቲ ብሰለስተ ፈረቓ ክሳብ 2 ሚሊየን ባኒ ዘፍሪ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ  ክልልዊ መረፃ ንምክያድ ዓሊሙ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዘቕረቦ ሕቶ ከምዘይቕበል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፥  ክልልዊ መረፃ ንምክያድ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዘቕረቦ ሕቶ ከምዘይቕበል ኣፍሊጡ። “ኮቪድ-19 እናተኸላኸልኩ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ ዝእዝዞ ክልላዊ ምርጫ ንምክያድ ስለዝተወሰነ ቦርድ ምርጫ ነቲ ውሳነ ተቐቢሉ እቲ…

ሰራሕተኛታት ሲቪል ሰርቪስ ናይ ተኣማንነትን ቅንዕናን እሴት ክላበሱ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢሳህለወርቅ ዘውዴ ብውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝተዳለወ መዓልቲ ሲቪል ሰርቪስ ኣድሂቡ ዝተሳለጠ ኣኼባ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ተሳቲፈን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብቲ ኣኼባ ኣብ ዘስመዐኦ መደረ፥ ሰራሕተኛታት ሲቪል ሰርቪስ ትካላት ኣብ ምህናፅ ልዑል…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 186 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 34 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 186 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር…