Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

January 2022

ግብ ረራዕዲ ህወሓት ንዝገብሮ ትንኮያ ሰራዊት ምክልኻልን ሓይሊታት ፀፅታ ክልልን ስጉምቲ ዝወስዱሉ ኣንፈት ተቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብ ረራዕዲ ህወሓት ንዝገብሮ ትንኮያ ሰራዊት ምክልኻልን ሓይሊታት ፀፅታ ክልልን ኣብ መፅናዕቲ ተደሪኾም ስጉምቲ ዝወስዱሉ ኣንፈት ተቐሚጡ። ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ መድረኽ ዘተ፥ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ፌዴራልን ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዓወት ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ብሓባር ጠጠው ክብሉ ፀዊዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብታ ከተማ ዝኽበር መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣመልኪተን መልእኽ ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ኣብ መልእኽተን፥ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል 35 ጉባኤ ሕብረት…

ዓለም ለኸ ትካል ፋይናንስ ብመንግስቲ ቅድሚት ዝተውሃቦም ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንምሕጋዝ ቆራፅነቱ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ፋይናንስ (ኣይ.ኤፍ.ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ብመንግስቲ ቅድሚት ዝተውሃቦም ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንምሕጋዝ ቆራፅነቱ ገሊፁ። ሓለፍቲ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ዳይሬክተር እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ቼክ ኦማር ሲላ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ 122 ቢሊየን ብር ተወሳኺ መንግስቲ ፌዴራል ኣፅቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ 122 ቢሊየን ብር ተወሳኺ መንግስቲ ፌዴራል ኣፅቑ። እቲ ተወሳኺ በጀት ንመሕለዊ ድሕንነት ሃገር፣ ሰብኣዊ ርዳእታ፣ ብኲናትን ጎንፂን ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት መጣየሺ ከምኡ እውን ንካልኦት ኣድለይቲ ስራሕቲ መንግስቲ…

ዩኒቨርስቲ ወራቤ ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን በር ዝግመት ሓገዝ ንዩኒቨርስቲ ወልዲያ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ወራቤ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖ ዩኒቨርስቲ ወልዲያ ስራሕ ንምጅማር ዝውዕል ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን በር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ካብ ሞንጎ ዝገበሮም ሓገዛት ኮምፒዩተራት፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት፣…

ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶዝ ፋይዘር ክታበት ኮቪድ-19 ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 1 ሚሊየን 680 ሺሕን 120  ዶዝ ፋይዘር ክታበት ኮቪድ-19 ሓገዝ ገይራ። እቲ ሓገዝ ኣብዚ ሰሙን ብጥምረት ኮቫክስ ኣቢሉ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተወ ካብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…

ብሚኒስትር ገንዘብ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2014(ኤፍ ቢሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ክልቲአን ሃገራትን ኣተሓሕዛ ዜጋታትን ከምኡ እውን ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ዜጋታት ብዝምልከት ከምዝዝቲ…

መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰልም ንኽዛዘም ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ምድላው ከምዝገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2014(ኤፍ ቢሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴሪኢ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲን መበል 40 ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ሚኒትራትን ሕብረት ኣፍሪካ ብሰልም ንኽዛዘም ምድላው ዛዚሙ ናብ ወፍሪ ከምዝኣተወ ገሊፁ። ብኣተሓባባርነት ፖሊስ ፌዴራል ዝምራሕ፤ ሪፐብሊካን ጋርድ፣…

ሽመት ኣምባሳደራት ሙያዊ ብቕዓትን ሃገራዊ ለውጢን መሰረት ዝገበረ ኢዩ – ኣምባሳደር ዲና

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ትማሊ ንኣምባሳደራት ዝተውሃበ ሽመት ሙያዊ ብቕዓት እቶም ውልቀ ሰባት ከምኡ እውን ሃገራዊ ለውጢ መሰረት ዝገበረ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም…

ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓ ካብ ዝዓነዉ 87 ኢንዱስትሪታት እቶም 27 ስራሕ ከምዝጀመሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓ ካብ ሞንጎ ዝዓነዉ 87 ኢንዱስትሪታት እቶም 27 ስራሕ ከምዝጀመሩ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ቢሮ ኢንቨስትመንትን ኢንዱስትሪን ክልል ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ደሴን…