Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2023

ስያመ መዓልታት ጷጉመን  ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ስያመ መዓልታት ጷጉመን  ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ፦ 1 ጷጉመን መዓልቲ ኣገልግሎት 2 ጷጉመን  መዓልቲ መስዋዕትነት 3 ጷጉመን መዓልቲ ወለንታዊያን 4 ጷጉመን መዓልቲ ኣፍረያይነት 5 ጷጉመን…

ኣብ ጆሃንስበርግ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ 60 ሰባት ሞይቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ከተማ ጆሃንስበርግ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ 60 ሰባት ከመዝሞቱ ተገሊፁ። ካልኦት ልዕሊ 40 ሰባት ድማ ከቢድ ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ተባሂሉ። ሰብ መዚ እታ ሃገር ብምውካስ ቢቢሲ ከምዝፀብፀቦ፥ እቲ ሓደጋ ባርዕ በዓል ኣብ በዓል 5…

ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ተወከልቲ ትካል ልምዓት ፈረንሳይ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ተወከልቲ ትካል ልምዓት ፈረንሳይ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ንኢትዮጵያ ዝጠቕሙ ተወሰኽቲ ፕሮጀክትታት ምትሕብባር ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ተላዚቦም። ክሳብ ሐዚ በቲ ትካል ዝተገበሩ…

ዜጋታት ዲጂታል ክእለቶም ንህንፀት ሰላም ከውዕልዎ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ዲጂታል ክእለቶም ንህንፀት ሰላም ከውዕልዎ ከምዝግባእ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ ገሊፀን። ኩባንያ ሜታ ዘሰናደኦ ኣብ ኣድላይነት ዲጂታል ክእለትን ህንፀት ሰላምን ዝጠመተ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ዲጂታል…

ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ማሊ ዝተነበረ ማዕቐብ ንክናዋሕ ብፈረንሳይ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ተቓዊማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ማሊ ዝተነበረ ማዕቐብ ንክናዋሕ ናብ ውድብ ሕብራት መንግስታት ብመንግስቲ ፈረንሳይ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ተቓዊማ። ወታደራዊ ጁንታ ማሊ ኣብ ልዕሊ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ባቦከር ኬታ ዕልዋ መንግስቲ ብምግባሩ ማዕቐብ ተነቢሩላ ምፅንሑ…

ውሳነታት መበል 24 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘሳለጦ መበል 24 ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ምስ መንግስቲ ጣሊያን ኣብ ዝተፈረሙ ስምምዕነታት ልቓሕ 56 ሚሊየን ዩሮ ኣድሂቡ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ እቲ ልቓሕ መዓልኡ ብዝምልከት ዘቲዩ።…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ክሪስ ኒኮይ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣብ እዋን ዘተኦም ድማ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ብተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋ ጉድኣት…

ምልማዕ ቴክኖሎጂ ደበና ዘበረታትዕ ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሮን ብምጥቃም፣ ብግራውንድ ጀኔሬተርን ናይ ርሕቐት መቆፃፀሪን ብምጥቃም ሎሚ ዝተገረ ፈተነ ደመና ምዝናብ ቴክኖሎጂ ውፅኢታዊ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣብቲ ፈተነ መርሃ ግብሪ ኣብ ዝገበረኦ መደረ÷…

ኣቢያተ ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና “ቃል ኪዳን ጀጎል” ዝተብሃለ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ምስ ጨንፈራት ኣቢያተ ፅሕፈት ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን "ቃል ኪዳን ጀጎል" ዝተብሃለ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ፡፡ ዘፈር ፖለቲካን ህንፀት ዓቕሚን ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ሃረሪ ካብ 22 ነሓሰ ጀሚሩ 2015…

መዋስንቲ ቦታታት ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ካብ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናፃ ከምዝኾና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብስፍሓት እናተንቀሳቐሰሎም ዝነበሩ መዋስንቲ ቦታታት ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ካብ ምንቅስቓስ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ናፃ ከምዝኾና ነቲ ወፍሪ ዝመርሑ ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል ገሊፆም። እቲ ጉጅለ ግብረ…