Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

መበል 13 ውድድር ፀወታታት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጋና ዝካየድ መበል 13 ውድድር ፀወታታት ኣፍሪካ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ኣብ ኣክራ ኣብ ዝርከብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ስፖርት ጋና ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣኩፎ ኣዶ፣ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሊቀ መንበር…

ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ትእግስት ኣሰፋን ኣብ ማራቶን ለንደን ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ወናኒት ክብረ ወሰን ዓለም ማራቶን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋን ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን 2024 ከምዝሳተፉ ኣሰናዳኢ ኮሚቴ ማራቶን ለንደን ኣፍሊጡ፡፡ ወዲ 41 ዓመት ኣትሌት ቀነኒሳ÷ ኣብ 2023 ማራቶን ቫሌንሲያ 2 ሰዓት…

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዕዙዝ ውፅኢት ዘመዝገበ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስኮትላንድ ግላስኮው ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዕዙዝ ውፅኢት ዘመዝገበ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ሚኒስትር ዴኤታ…

ኣብ ግላስጎ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ 1ይቲ ብምዃን ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግላስጎ ዝተኻየደ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ካብ ዓለም ድማ ሓምሻይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ። እቲ ሻምፒዮና ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ክሳብ 3 ለካቲት ኣብ ርእሰ ከተማ ስኮትላንድ…

ኢትዮጵያ ብ1 ሺሕን 500 ከምኡ እውን ብ800 ሜትሮ ውድድር ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግላስጎ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮን ብ800 ሜትሮን ውድድር ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ። ኣብቲ ሻምፒዮና÷ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ፍሬወይኒ…

ኢትዮጵያ ቡና ንሲዳማ ቡናን 3 ን 0 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን ሲዳማ ቡናን ተራኺበን ኢትዮጵያ ቡና 3 ን 0 ብዝኾ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ኢትዮጵያ ቡና ንኅትዕወት ኣብዱልከሪም ወርቁ፣ ብሩክ በየነን ጊት ጋትኩት(ኣብ ናይ ባዕሉ መረብ)ን…

ኣብ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግላስጎ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ረኺቦም። ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ፥ ጉዳፍ ፀጋዬ 8:21.13 ብዝኾነ ሰዓት ውድድራ ብምዝዛም…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ምፅራይ ዓለም ለኸ ውድድር ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ቀዳሞት ብምዃን ከምዝሓለፋ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ምፅራይ ዓለም ለኸ ዝተፋፈዩ ውድድራት ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ቀዳሞት ብምዃን ከምዝሓለፋ ተገሊፁ። ኣብ ግላስጎ ዓለም ለኸ ምፅራት 800 ሜትሮ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ፥ ካብ ምድብ ሓደ ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ ከምኡውን ምድብ…

ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ 149 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጋና ኣክራ ኣብ ዝሳለጥ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ 149 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርቲን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት፥ ኣብቲ ፀወታ ባህለን ስፖርቲን ሃገርና…

ፖል ፖግባ ካብ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ን4 ዓመታት ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖል ፖግባ ብምኽኒያት ምጥቃም “ዶፒንግ” ካብ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ን4 ዓመታት ተኣጊዱ። እቲ ፈረንሳያዊ ተፃዋትቲ፥ ዘተባብዕ ንጥረ ነገር ምውሳዱ ብምርግጋፁ ኢዩ ካብ ዝኾነ ይኹን ዓለም ለኸ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ተኣጊዱ። ብመሰረት እዚ ክሳብ…