Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

December 2019

ርክብ ህዝቢታት ዓፋርን ሶማሌን ንምጥንኻር ዘዓለመ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታ ሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርክብ ህዝቢታት ዓፋርን ሶማሌን ንምጥንኻር ዘዓለመ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ካብ ክልቲአን ክልላት ዝተውፃእፅኡ ዓበይቲ ዓዲ፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ፍሉጣት ውልቀ ሰባትን ይሳተፉ ኣለዉ።…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተዋሳኢት ኣንጀሊና ጆሊ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተዋሳኢትን ብምግባረ ሰናይ ተግባራ ትፍለጥን ኣንጀሊና ጆሊ ተዛትየን። ኣንጀሊና ጆሊ፥ ኣብብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ተረኺባ ኢያ ምስ ፕዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ልምዓት፣ ደቂኣንስትዮን ስደተኛታትን ኣድሂባ…

ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓማውቲ ኲናት ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ዝነብሩ ህፃናት ዝበፅሑ መፅቃዕቲታት ብሰለስተ ዕፅፊ ወሲኾም – ውድብ ሕቡራት መንግስታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓማውቲ፥ ኲናት ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ዝነብሩ ህፃናት ዝበፅሑ መፅቃዕቲታት ብሰለስተ ዕፅፊ ምውሳኾም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። እቲ ውድብ፥ ካብ ኣቆፃፅራ ኣሮፓውያን 2010 ንደሓር ኣብ ልዕሊ ህፃናት ልዕሊ 170 ሺሕ…

መቐለ 70 እንደርታ 1 ንባዶ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግጥም ደርቢ ትግራይ ኣብ መንጎ ቻምፕዮን ዓመተ 2011 መቐለ 70 እንደርታን መራሒት ሊግ ዓመተ 2012 ወልዋሎን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታድየም ትግራይ ተኻይዱ። ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተሳለጠ ሓምሻይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ፥ መቐለ 70…

ስርቆት ነዳዲን ካልኦት ኣብቲ ዓውዲ ዝረኣዩ ፀገማትን ንምፍታሕ ዘኽእል ዘመናዊ  ኣሰራርሓ ዕላዊ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስርቆት ነዳዲን ካልኦት ኣብቲ ዓውዲ ዝረኣዩ ፀገማትን ንምፍታሕ ዘኽእል ዘመናዊ ኣሰራርሓ ዕላዊ ከምዝግበር ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ኣቕርቦት ነዳዲን ስርዓት ምክፍፋልን ዘሎ ኣሰራርሓ ንምምሕያሽ ዘኽእል መድረኽ ዘተ…

መቐለ 70 እንደርታ ምስ ወልዋሎ ኣብ ስታዲየም ትግራይ ፀወተአን የካይዳ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግጥም ደርቢ ትግራይ ኣብ መንጎ ቻምፕዮን ዓመተ 2011 መቐለ 70 እንደርታን መራሒት ሊግ ዓመተ 2012 ወልዋሎን ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9 ኣብ ስታድየም ትግራይ ይካየድ ኣሎ። ኣብ መንጎ ክልቲአን ጋንታታት ዝካየድ ዘሎ ፀወታ፥ ካብ ግዘ ናብ ግዘ ናይ…

ንፓርቲታት ፖለቲካ ዝኸውን ድልድል ኣየር ሰዓት መራኸብቲ ሓፋሽ ንምውፃእ ምድላው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቲታት ፖለቲካ ፕሮግራሞምን ዕላመኦምን ብመራኸብቲ ሓፋሽ ንህዝቢ ዘፋልጡሉ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ድልድል ኣየር ሰዓት ንምውፃእ ምድላዉ በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብ እዋን ሓፈሻዊ ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ፥ መራኸብቲ ሓፋሽ ጎስጓስ መረፃ…

ክርስቲያኖ ሮናልዶ ሽልማት ክብሪ ብሉፅ ተፃዋታይ ዱባይ ሶኮር ግሎብ ዓመተ 2019 ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቹጋላዊ ኣጥቃዒ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጁቬንቱስ ክርስቲያኖ ሮናልዶ ሽልማት ክብሪ ብሉፅ ተፃዋታይ ዱባይ ሶኮር ግሎብ ዓመተ 2019 ተዓዊቱ። ተዓዋታይ ዋንጫ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሊቨርፑል ድማ ብሉፅ ጋንታ ዓመተ 2019 ብምዃን ተሸሊሙ።…

ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ኣብ ሳዑዲ ዓረብ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ኣብ ሳዑዲ ዓረብ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ኣብ ሪያድ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ንጉስ ካሊድ እንትበፅሑ፥ ብሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ሳዑዲ ዓረብ ፕሮፌሰር ኣሕመድ ቢን ኣብዱላዚዝ…

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሰገናት ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ስተዲየም ኣሰላ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሻምፒዮና ሰገናት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ስተዲየም ኣሰላ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ደቂ 15፣ 16፣ 17 ዓመት ሰገናት ዝሳተፉሉ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ፥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 25 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ንተኸታተልቲ ሽዱሽተ…